Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪብቅዓት = ክእለትምስ CIF-SP Solidaires entre les âges ኣብ ናይ 2 ክፍልታት

ኣብ እትገብርዎ ምንቅስቃስኩም ተዓጀብቲ ኩኑ

ምስ ምስ CIF-SP Solidaires entre les âges

CIF-SP Solidaires entre les âgesኣዳላዊ CIF-SP Solidaires entre les âges ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እዚ መደብ እዚ ን ክንቀሳቐሱ ዝጽገሙ ሰባት፣ ኣብ መዓልታዊ ይህወቶም ን ክናአሳቐሱ ዝሕግዝ መደብ እዩናይ ምትሕግጋዝ ኣገልግሎት

በዚ ድማ እቶ ኣብዚ መደን ን ኻሳተፉ ወለንተኛታት ዝኾኑ ፣ ወነንቲን መራሕቲን መኻይን ፣ ብናይ ውልቆም መኪና ን ዝተጸገሙ ሰባት ኣኣብ ምንቅስቃስ ይሕግዙ። እዚ ምትሕግጋዝ ብእግሪ ወይ ብኣውቶቡስ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብዚ ጉዳይ እዚ ግን ፣ ቆልዑ ዓድሚኦም ን ኣብጽሕ ዘይበቅዑ ሰባትን ትምስ ሕጋውያን ኣለይቶም ምስኦም ክህልዉ ይግባእ ። ኣዚ ንምህባር ድማ መድሕን ሓላፍንትርት ብ መርትዖ ዝተሰነየ ሰነድ ኣኣብ እዋን መዝገባ ክቀርብ ኣለዎ።
ኣዝዩ ዘገድስ!
እንተደኣ ን ኣብዚ መደብ ክትከድብሉ ደሊኢኹም ፣ ክፍሊት ናይቲ ጉዕዞ (€0.37/ኪ.ሜ) ክፍሊት ዝኽፈሎ ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ፣ እዚ ንምርዳእ ወይ ን ምርድዳእ ብ ቋንቋ ኮነ
ፋይናንሳዊ ጸገም ምስ ዘጋጥም ካብ ማሕበር ሓገዝ ምሕታት ይከኣል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እንተደኣ ዝተፈለለያ ንጥፈታት ናይ ሕክምና ናይ ምምሕዳራዊ ቆጸራታት ንምዝንጋዕ ኮኑ ምብጻሕ ምስ ዝህልወኩም፣ ከምኡ እውን ን አተ ሳሕቲ እትደልይዎ ምጉዓዝ ብ እግሪ ክትከዱ ምስ እትደልዩ ፣ ብ ኣውቶቡስ ይኹን ብ እግሪ ወይ ብ መኪና ክትስነዩ ትኽእሉ ኢኹም ።

በዚ መደብ እዚ ምስ ናይ እቲ ማሕበር ወለንተኛታት ከምኡ እውን ምስ ካላኦት ሰባትን ናይ ምልላይ ዕድምኩም ዓቢ እዩ

ናብ እቲ እትኸድዎ ቦታ፣ እትወስደኩም ኣውቶቡስ ምስ ዘይትህሉ፣ ከምኡ እውን መኪና ዘይትዝውሩ ምስ እትኾኑ፣ እሞ ናይ ምጉዓዝ ጸገም እንተኣለኩም፣ ካብ እዚ ትካል ኣገልግሎት ክትሓቱ ትኽእልሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ኣዝዩ ኣገዳሲ!
እንተኮኘ ግን ቅድሚ ፣ እዚ ዝተጠቕሰ ኣጋልግሎት ምሕታትኩም ፣ ምስ እቲ ማሕበር ክትለለዩን ኣለኩም

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
cif-sp solidaires entre les âgescif-sp solidaires entre les âgesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
natacha.megaynatacha.megayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
darlapmdarlapmተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles