ምርካብ ሓገዝ ንፍቓድ መዘወሪ መኪናኹም
ምስ ምስ Le permis citoyen
ኣዳላዊ CCAS - Centre communal d'action sociale de la ville d'Angers ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursምእንቲ ፍቓድ መዘወሪ መኪናኻ ንምሕላፍ ብሕታዊ ሓገዝን ደገፍን ፤
- ምርካብ ንናይ ምዝዋር ሰዓታት ንምኽፋል ፋይናንሳዊ ሓገዝ ምሃብ
- ምምሃር ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕትታት ፈረንሳ
- ከማኡውን ናይ ፣ ቃል መጽናዕቲ ናይ ጽርግያ ኮድ ኮርሳት።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ሓደ ማሕበር ወይ ኣገልግሎት ኣዳራሽ ከተማ ኣንገርስ ካብ 20 ክሳብ 40 ሰዓታት ብወለንታ ክትሰርሕ ኣለኩም።
ኣገዳሲ ሓበሬታ ሓገዝ ንምርካብ፡ - ንሞያዊ ፕሮጀክትካ (ስልጠና ወይ ስራሕ) ፍቓድ ምዝዋር መኪና የድልየካ - ኣብ ከተማ ኣንገርስ እንተወሓደ ንሓደ ዓመት ክትነብር - እንተወሓደ 20% ካብ ጠቕላላ ወጻኢታት ናይቲ ፍቓድ ክትከፍል ኣለካ። በጃኹም ኣስተውዕሉ፣ ናይ ስድራቤትኩም ቁጽሪ (ብCCAS ዝተቖጽረ ወርሓዊ ጸጋታትኩም ንምዕቃን ዝሕግዝ መርኣዪ) ኣብቲ ዝሓተትኩምሉ እዋን ትሕቲ €800 ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ምምዝጋብ ኣድላዪ ኣይኮነን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Boulevard de la Résistance et de la Déportation BP 80011, 49100 Angers Cedex 02, France
Chargement de la carte...
ብቅዓት = ክእለት
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መምርሒ ፍቓድ መኪና፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ccas angers 49ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
dermoተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት