Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምሕላፍ ናይ ኮድ ጽርግያ ንምምራሕ መኪና ምሕላፍ

ምስ ምስ Auto-école Couleurs mobiles

ኣዳላዊ Association Maison Commune ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምድላው ን ኣብዞም ዝስዕቡ ዛዕብ ፤

  • ፈለማ ኮድ ጽርግያ ምርዳእ እዩ።
  • ምምሃር ቃላት
  • ምድላው ንፈተና ምድላዋት ምግባር።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ድሕሪ ምዝገባ፡ ኣብቲ ቦታ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ኮድ ምድላው ክፍለ ግዜታት ክትሳተፍ ትኽእል ኢኻ፡ ምስ ሓደ በዓል ሞያ ንኽትርድኦ ዝሕግዘካ።
ኣብ ቴለፎን ንምልምማድ እውን ኣፕ ኣውሪድኩም ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሕግታት ትራፊክ ምጽናዕ
  • ምልክታት ኮድ ጽርግያ ምፍላጥ
  • ብፍጥነት ምትዕጽጻፍ።

  • ምልላይ ዓይነታት ሕቶታት
  • መምርሕን ግዜን መልሲ ንምሃብ።

  • ምርዳእ ፍሉይ ቃላት ናይቲ ጽርግያ ኮድ
  • ከምኡውን ናይ መኪናን ምዝዋርን ቃላት ምፍላጥ ።

ከመይ ንገብሮ?

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • aurore mcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • sadek_3ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • domitilleተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles