ኣብ ንእሽቶ ወይ ማእከላይ ከተማ ንምንባርን ንምስራሕን፣ ተዓጃቢነት ሓገዝን ርከቡ
ምስ ምስ Projet Ali Jan (PAJ)
ኣዳላዊ MADERA ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуኣብ ሓዳስ ከተማ ወይ ኣብ ገጠር ህይወትካ ንምውዳብ ዝሕግዝ ዓለማዊ መደብ : መንበሪ ምህላው፣ ምስራሕ፣ ስፖርት ምጽዋት፣ ምስ ሓደስቲ ሰባት ምርኻብን ወዘተን ...
እቲ ዕላማ ናብ ዕዳጋ ስራሕ ንምእታውን ንህንፀት ፕሮጀክት ህይወትን ንምምችቻው ዝቖፅሩ ዘለዉ ዓውድታት ንጥፈታትን ሞያታትን ምቕራብ እዩ።
ኣብ ከተማታትን ዞባታትን ፈረንሳ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈታት ኣብ ዝግበር ምብጻሕ’ውን ንምስትሳተፍ ትኽእል ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
50 Bd Jourdan, 75014 Paris, France
21ter Rue Voltaire, 75011 Paris, France
1 Av. Antoine Mazier, 22000 Saint-Brieuc, France
Mas de Beaulieu, 07230 Lablachère, France
35250 Chevaigné, France
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
maderaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
bissoተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት