ምስ Visa Communiquer et Calculer - ምድላው ንምምሃር ንኮድ ጽርግያ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላው ንምምሃር ንኮድ ጽርግያ

ምስ ምስ Visa Communiquer et Calculer

ኣዳላዊ ACM Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

ን ናይ ንኮድ ጽርግያ ንምርዳእን ንምድላውን ዝወሃብ ስልጠና ምድላው ፡ ንኣብነት ኣብ ኣዞም ስዕቡ መኽሰባት፤

  • ፈለማ ትምህርቲ ብዛዕባ ስነ-ቓላት ኮድ ጽርግያ፡ መካይን፡ ምዝዋር መኪናን ትራፊክን ምፍላጥ ትክእሉ።
  • ከምኡውን ኣገዳሲ ቁጽርታትን ስሌታትን ዝምልከት ኮርሳት ትሳተፉ ።

እቶም ኮርሳት እዚኣቶም ብጉጅለ ዝውደቡ ኮይኖም፡ ብሞያዊ ኣሰልጣኒ ዝምራሕ እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ምስ ኣደልዩ ግድን ክማላኡ ዘለዎም ነገራት ፤
- ደለይቲ ስራሕ ምዃን
- ምህላው መደብን ተበግሶን ፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምርካብ መደብ።

እዚ ስልጠና እዚ ብዘይ ክፍሊትምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው ቃላት ካብ ምልክታት
  • ምፍላጥ ናይ መኪና ቃላት
  • ከምኡውን ኣብ ርእሲ እቲ ትምህርቲ ብተሌፎን ክትገብሮም ዘለካ ተወሳኺ ንጥፈታት፡ ልምምድ ንምቕጻል።

  • ምቕማር ርሕቀት ምሕሳብ ምኽኣል
  • ሕግታት ትራፊክ ምርዳእ፣ ምልክት ጽርግያታት...ወዘተ

  • ምኽኣል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕቶታት
  • ምፍላጥ መምርሕን ግዜን መልሲ ንምሃብ
  • ምስታፍ ሞክ ፈተና ኣብ መወዳእታ ስልጠና።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ምምዝጋብኩም ኣብ ናይ ጉጅለ ሓበሬታ ክፍለ ግዜ ክትሳተፉ ኣለኩም።
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • acm formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles