Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ናይ መጓዓዝያ ሓገዝ

ምስ ምስ Ecosystème Mobi'Lot

ኣዳላዊ Lot pour toits ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ምርካብ ደገፍን ምኽርን ን፤

  • ምእንቲ ምኽኣል ኣብ ከተማኻ ዘሎ መጓዓዝያ ተረዳእ
  • ጥንቁቕ ምንቅስቓስካ ከመይ ጌርካ ከም እተመሓይሽ ፍለጥ
  • ምዝዋር ብሽክለታ ዘለኩም ኣፍልጦ ምዕይ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ መዓልታዊ ጉዕዞታትኩም (ናብ ስራሕ ንምኻድ፡ ናብ ቤት ትምህርቲ ደቅኻ ወዘተ)
  • ምጉዓዝ ምኽኣል
  • ምስትኻል ናይ ጉዕዞ ባጀትካ
  • ክመጽእ ዝኽእል ምምሕያሻት።

  • ምፍላጥ ኣብ ከባቢኹም ዘሎ መጓዓዝያ
  • ናይ መንቀሳቀሲ ዝኸውን ገንዘባዊ ሕቲ ክትሓቱ ምኽኣል

  • ምክራይናይ ኤሌክትሪክ ብሽክለታ
  • ምጽናዕ ብሽክለታ ምዝዋር ንምምሃር ዓውደ ምክፋልን
  • ምፍላጥ ብሽክለታ ከመይ ጌርካ ከም እትጽግን ዓውደ መጽናዕቲ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣገልግሎት ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8:30 ክሳብ 12 ኣዩ

ምፍላጡ ዘገድስ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ኣብ ካሆርስ ኮይኑ ግን እታ ጋንታ ኣብ መላእ ክፍሊ ብሽክለታ ክትጓዓዝ ትኽእል እያ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • christellelptኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles