Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ፈረንሳ ንስራሕ ዝኸውን

ምስ ምስ Ateliers sociolinguistiques : insertion professionnelle, numérique, code de la route

ኣዳላዊ Passerelles Vers l'Emploi ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 jours

መደባትና ንልዕሊ 3 ወርሒ ዝጸንሕ ዓውደ መጽናዕትታ ፤

  • ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
  • ምልላይ ናይ ስራሕ ዓለም ርኸብ
  • ምእንቲ ሞያዊ ክእለትካ ምዕባይ
  • ብዓቢኡ ስራሕ ከመይከም ከም ዝድለ ምፍላጥ
  • ምኽኣል ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ጠቐምቲ ንዋት ምጥቃም: ሰነዳት: መጻሕፍቲ ወዘተ.
  • ከምኡውን ምስ ሕብረተሰብ ብዝበለጸ ምውህሃድ።
ምፍላጡ ዘገድስ ንኽትሳተፍ፡ - ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልወካ ኣለዎ፡ ስደተኛ፡ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሉ ሰብ - ወይ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምስ መንበሪ ፍቓድ ዝጸንሐ - ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ዝፈረመ ክኸውን ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምፍላጥ ሓደስቲ ቃላት
  • ምኽኣል ብኣፋውን ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ምጥቃም መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ። መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን፡ ሞያዊ ስነ-ቓላትን Frello ሕግታት ጽርግያን ምርዳእን ምጥቃምን።
    ብደረጃ A2 ምስክር ወረቐት ንምርካብ ፍረሎ ፕላትፎርም ተጠቐም።

  • ሰራሕተኛታት ዝቖፅሩ ዘለዉ ስራሕትን ቢዝነስ ሴክተራትን ምልላይ
  • ስርዓታትን ሕግታትን ናይ ፈረንሳ ናይ ስራሕ ቦታ፡ ከምኡ’ውን መሰላትን ግዴታታትን ተረዲእካ ሞያዊ ኣካይዳ ምሓዝ።

  • ንልምምድ ወይ ስራሕ ምድላይካ ምድላው: ኮምፒተር ምጥቃም: ኣብ መርበብ ሓበሬታታት ሓበሬታ ምርካብ...
  • ማንቲኣብ ሞያዊ ውህደት ዝሳተፉ መሓውራት ምርዳእ
  • ትካላት ምልላይን ርክብ ምግባርን።
  • ሞያዊ ክእለት ምምዕባልን ምርኣይን (ናይ ምጥላቕ ግዜ)

  • ናይ ቃላት ናይ ጽርግያ ኮድ ምምሃር
  • ምምሃር ንመጓዓዝያ ዝኸውን ሕግታት ትራፊክ ምርዳእ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

67, rue du Commandant Bindel - 50300 Avranches

02 33 58 10 10

centredeformation.passerelles@gmail.com

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • passerellesaslኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles