Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪብቅዓት = ክእለትመምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ምስ Compétences clés du code de la route (1 - Ain)

ምድላው ን ናይ ጽርግያ ኮድ ንምምሃር

ምስ ምስ Compétences clés du code de la route

GO-ON Formationኣዳላዊ GO-ON Formation , Communauté de communes Bugey Sud, DDETS de l'Ainኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ሰሙን 2 መዓልታት ዝወሃብ ስልጠና ክኸውን እንከሎ ፤ እዚ ዝስዕብ የጠቓልል

  • ፈላማ ናይ ጽርግያ ኮድ ዝጠቕሙ ቃላት ምምሃር
  • ከምኡውን ናይ ምሕሳብ፣ ምንባብን ቃልን ምርዳእን ክእለት ምሕያል
  • እንተላይ ኣወዳድባን ሕቶታትን ናይቲ ፈተና ምርዳእ ምሕጋዝ
  • ኣብ መወዳእታ ኣብ መንገዲ ዘሎ ሕግታት ምርዳእ፣ ድሕነት ዝሕለወሉ ኣገባብ ምምዕባል።

ዕላማና ኮድ ጽርግያ ምድላው ከምኡውን ነቲ ፈተና ንምሕላፍ፣ ኣብቲ መስርሕ ርእሰ ተኣማንነት ምሕያልን ምርካብን እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ እዚ ስልጠና እዚ ዝወሃበሉ ካብ 25 ጥቅምቲ ክሳብ 13 ታሕሳስ 2024 ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 ክከውን እንከሎ.
ንዝቕጽሉ ዕለታት ናይ ትግባረ ንምፍላጥ ምስ ማእከል ስልጠና ተወከሱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ፍሉይ ቃላትን ን ሓረትን ናይቲ ናይ ጽርግያ ኮድ ምፍላጥ
  • ኣብ መንገዲ ምልክታት ምልላይ
  • ምስ ሓደጋ፡ ድሕነትን፡ ግዴታታትግ ዝተኣሳሰሩ ቅርጽታትን ሕብርታትን ምፍላጥ
  • ኣብ ኮድ ጽርግያ ዝምልከት ብጭቡጥ ምፍላጥ
  • ከምኡውን ንኮድ ጽርግያ ዝምልከት ውዕል ምዝገባ (ብኢንተርነት ምዝገባ፡ ፋይልe-administration, ኢ-ምምሕዳር፡ ባጀት)
  • ምሕላው ድሕነት ኣብ እዋን ምዝዋር
  • ምርካብ ምወላ ንፍቓድ ምዝዋር መኪና ።

  • ሕግታት ትራፊክ፣ ደው ምባልን መዕረፊ ወይ ፓርኪን ምፍላጥ መካይንን።
  • ንናይ ጽርግያ ኮድ ፈተነታት ምስ መአረምታን መብርህን ምፍላጥ
  • ሕቶታት ኮድ ጽርግያ (ንኡሳን ነገራት፡ መጻወድያታት ምሕላፍ)
  • ግቡእ ሓበሬታ ብዛዕባ ሕጊታት፡ ገበናት፡ ነጥቢ፡ ጽቡቕ ዜግነትን ሓላፍነትን ምፍላጥ።

  • ፈለማ ሕቶታት ኣብ ምርዳእ ክንሰርሕ ዝግበኩም ሓያል ነጥብታትን ዝርዝር ምርዳእ
  • ከምኡ ውን ምዝዋር መኪና ንምምሃር ዘድሊ ናይ ምዝዋር ሰዓታት ብዝሒ ምሕሳብ ምትግባርን።

ከመይ ንገብሮ?

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
go-on formationgo-on formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ju20ju20ተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles