Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላው ንፈተና ኮድ ጽርግያ ናይ ምዝዋር መኪና

ምስ ምስ Accueil Insertion Rencontre

ኣዳላዊ Accueil Insertion Rencontre (AIR) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እንተደኣ ንኮድ ጽርግያ ንምርዳእን ንምድላውን ዝሕግዙ ኮርሳት ትደልዩ ኴንኩም ኣብዚ እነሀኩም

  • ንምጽናዕኣቀራርባ ሕግታት ምዝዋር መኪናን ምልክታትን ኣብ ጽርግያ
  • መግለጺ ናይቲ ቃላት ምርዳእ
  • ከምኡውን ንወግዓዊ ፈተና ምድላው ምግባር።

ኣዝዩ ዘገድስ
ኣብዚ ንምስታፍ ክትሳተፍ፡ ስደተኛ ወይ ሃገር ኣልቦ ዝብል ወረቐት ክህልወኩም ይግባእ ፡ ወይ ድማ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ትሕቲ 5 ዓመት ክኸውን ኣለዎ።

ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም፡ ንደረጃ ፈረንሳኻ ንምግምጋም ቆጸራ ንውድብ ኢና።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ መጽሓፍ ኮድ ጽርግያ፡ ምልክታት፡ ገደብ ፍጥነት፡ ቀዳምነታት...

  • ኣገደስቲ ናይ መኪናን ትራፊክን ቃላት
  • ስም ናይ ፓነላት ምልክታት ምፍላጥ
  • ኣብነታት ናይቶም ኣብ ፈተና ዝሕተቱ ሕቶታት ልምምድ ምግባር።

  • ፈተና ንምምዝጋብ ዝሕግዝ ደገፍ (ፋይል፡ ክትሰድድ ዘለካ ሰነዳት ወዘተ)
  • ብውልቆ ማለት ርእሰ-ፈተናን ናይ ልምምድ ፈተናታትን ንሕግዝ።

ከመይ ንገብሮ?

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • magdaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • l7ተርጓሚ/ሚት
  • kaisተርጓሚ/ሚት
  • agb78ተርጓሚ/ሚት
  • anarig2212ተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • ashተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles