ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1105 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ሓበሬታ ብዛዕባ ከም ወላዲ እትጻወትዎ ተራ ንምፍላጥ ደገፍ ምርካብ
ምርካብ ንስድራቤታ ዝቕበል ቦታ ንውላድካ ምእላይ፣ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወለድን መዓልታዊ ህይወትን።

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምክትታል ውላድኩም ከም ወለዲ
ምርካብ ሓገዝ ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክዕወት ምሕጋዝ: ዓውደ መጽናዕትታት ብዛዕባ ኣተዓባብያን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን ብሓያሎ ቋንቋታት ምርካብ

ምርካብ እኹል ደገፍ ንወለድን ደቆምን ዝበቅዕ ሓገዝ ንስንኩላንን ስኡናትን
ምርካብ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ወለድን ህጻናትን ደገፍን ምርካብ ምኽኣል።

ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምህላው livret de famille ኣብ ፈረንሳ
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ

ምፍታሕ መስርሑን ኣብ ፈረንሳ
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ
ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ
ምምዝጋብ ደቅኹም ኣብ ቤት ትምህርቲ
ምዝገባ ትምህርቲ ን ደቕኹም ትምህርቲ ፈረንሳን ደቅኻ ስጉምትታትን ተረድኡ።
ምጥላብ ምስክር ወረቐት ናይ መርዓ
ምርካብ፣ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ዘሎ ሕብረት ዘረጋግጽ ሓቀኛ ሰነድ እዩ ን ሰደተኛታት ድማ ብ l'OFPRA ይወሃብ ።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምዝንታው ታሪኽን ዛንታን ንቖልዑ
ንምርካብ ጸውታ ማሕበረዊ ሂወትን ን ምርዳእ ማሕበራዊ ህይወትን

ኣብ Metz ቤተሰብ ንጥፈታት ምስታፍ
ዝተፈላለ ንጥፈታa ብ ምስታፍ ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ገዛውትኹምን ን ምልላይ ዘክእል ነጻ መደብ ኣብ መልእ ዓመት
ኣብ ትምህርቲ ቖልዑ ምትሕግጋዝ ንምርካብ
ንሓፈሻዊ ሕቶ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ፣ ብዛዕባ ደቕኹም ዝምልከት ሓገዝን ደገፍን ምብምርካብ ምእንቲ ክትከስቡ።

ምግዛእ ነገራት ብሕሱር ዋጋ
ኣብ ሓደ ናይ ምትሕጋዝ ድኳን፣ ብሕሱር ዝሸይጥ ኣቑሑት ይኹን ክዳውንቲ ብምግዛእ ተጠቐሙ።

ናይ ምዝንጋዕ መደባት ንምውጻእ
ኣዚ ዎርክሾፓት፣ ናይ ጃርዲን ን ኣብ መንጎ ቤተሰብን ኣዕሩኽን
ናይ ገዛ ኤለትሮኒካዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ
ናይ ገዛ ኤልከትሮኒካዊ መሳርሒታት (ፎርኖ፣ መሕጸቢ ማሽን፣ ፍሪጅ፣ ማይክሮዌቭ ወዘተ) ርካሽ ምግዛእ
