ምምላእ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት ብግቡእ
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisካብ 2 ጥሪ 2025 ጀሚሩ፡ ኦፍፕራ ንሓደስቲ ዝተሓለዉ ሰባት ዝኸውን ናይ ስድራቤት መወከሲ ፋይል (FFR) ኣይሰድድን እዩ። ካብ 2025 ጀሚርካ ሓለዋ እንተሃልዩካ፡ እዚ ቅጥዒ ከም መመላእታ ውሳነኻ ኣይክትቅበሎን ኢኻ፡ ክትመልኦ ድማ ኣየድልየካን እዩ። ተመርዕዮም፡ ኣብ ሲቪላዊ ሽርክነት ወይ ዝተፋትሑ እንተኾይንኩም፡ ነቲ ኣብ መመላእታ 1 ምስ ውሳነኹም ተተሓሒዙ ዘሎ ዝተቐለለ ቅጥዒ ክትመልእዎ ኣለኩም። ይኹን እምበር፡ ቅድሚ 1 ጥሪ 2025 ዝተገብረ ውሳነ እንተሃልዩካ፡ ነቲ ዝተላእከልካ ናይ ስድራቤት መወከሲ ቅጥዒ ምምላእካ ክትቅጽሎ ኣለካ። ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣገባብ ክትክተሉ ትኽእሉ ኢኹም።
ቅድሚ 2 ጥሪ 2025 ናይ ስደተኛ ኩነታትኩም ወይ ንኡስ ሓለዋ እንተረኺብኩም፡ ኦፍፕራ ክትመልእዎ ሰነድ ይሰድድ፡ la fiche familiale de référence. እዚ ድማ ናይ ስድራቤት መወከሲ ፋይል እዩ።
እዚ “ቃለ መሓላ” "attestation sur l'honneur",እዩ፣ እዚ ማለት ድማ ኣብቲ ሰነድ ዘሎ ሓበሬታ ቅኑዕ ምዃኑ ብወግዒ ትእውጅ ማለት እዩ።ዩ።
እቲ ናይ ስድራቤት መወከሲ ፋይል ኦፍፕራ ሲቪላዊ ኩነታትካ (መንነትካ ኣብ ፈረንሳ) ንኽውድእ የኽእሎ።
ቋንቋ ብፈረንሳ መሊእካ ክትፍርም ኣለኩም።
እቲ ናይ ስድራቤት መወከሲ ቅጥዒ ብትኽክል እንተተመልአ፡ ፋይልካ ብዝቐልጠፈ ክስርሓሉ እዩ።
Ofpra ንነፍሲ ወከፍ ዓቢ ሰብ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት ይልእኽ። ንትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝኸውን ቅጥዒ የለን፣ ብዘይካ ኣብ ፍሉይ ኩነታት።
ናይ ውልቂ ባር ኮድ ኣለዎ። ኣስተውዕሉ፡ ስለዚ ናይ ካልእ ሰብ ናይ ስድራቤት መወከሲ ቅጥዒ ወሲድካ ንምምላእ ኣይከኣልን እዩ።
ናይ ውልቂ ባር ኮድ ኣለዎ። ኣስተውዕሉ፡ ስለዚ ናይ ካልእ ሰብ ናይ ስድራቤት መወከሲ ቅጥዒ ወሲድካ ንምምላእ ኣይከኣልን እዩ።
- ኣብ ውልቃዊ ዲጂታላዊ ቦታኹም ካብ ኦፍፕራ ናይ ምእታው ውሳነ እንተተቐቢልኩም፡ ናይ ስድራቤትኩም መወከሲ ቅጥዒ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ናብ ዲጂታላዊ ሴፍኩም ይለኣኽ። espace numérique personnel,
- ድሕሪ ውሳነ ብሲኤንዲኤ (ሃገራዊ ቤት ፍርዲ ዑቕባ) ኣህጉራዊ ሓለዋኻ እንተረኺብካ፡ እቲ ናይ ስድራቤት መወከሲ ፋይል ብፖስታ ክትረኽቦ ኢኻ። CNDA (Cour nationale du droit d'asile),
- ኣብ እዋን መስርሕ ምጽራይካ (መደብ ዳግመ-ምጥያስ) ናይ ስድራቤትካ መወከሲ ቅጥዒ እንተመሊእካዮ፡ ኣብቲ ዲጂታላዊ ኣይቅመጥን እዩ።
ናይ ስድራቤት መወከሲ ቅጥዒ እንተዘይሰዲድኩም። ኦፍፕራ ናይ ሲቪላዊ ኩነታት ሰነዳትኩም ከቕርብ ኣይክእልን እዩ። ስለዚ ተቐቢልኩም ናብ ኦፍፕራ ከም ዝሰደድኩም ምፍታሽ ኣገዳሲ እዩà l’Ofpra.።
ዒ ብትኽክል እንተተመልአ፡ ፋይልካ ብዝቐልጠፈ ክስርሓሉ እዩ።
ዒ ብትኽክል እንተተመልአ፡ ፋይልካ ብዝቐልጠፈ ክስርሓሉ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
cm_ofpraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ