Avec le CIDFF21 - ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትኩምን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትኩምን

ምስ Avec le CIDFF21

ኣዳላዊ CIDFF ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ስራሕን ዝምልከት፣ ዘይክፈሎ ቀዋሚ ናይ ሕጊ ሓገዝ፣ እዞም ቀወምትን ናይ ነጻን ምስጢራውያንን ናይ ሕጊ ምሕጋዝን ምስላጥ ጉዳያትን፣ ዝሳልጥዎም ጉዳይት እዞም ዝስዕቡ እዮም፣

  • መሰል ስደተኛታት ( ንሓተትቲ ኦኡቕባ ይኹን ስደተኛታት )፣
  • መሰል ቤተሰቦምን፣
  • መሰል ስራሕን ካልእን፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ግቡእ ሓበሬታ ምርካብ ብዛዕባ መሰላትካ ንምሕታትን ምርካብን፣ ብዛዕባ ኣብ መንግስታዊ ቤት ጽሕፈታት እንገብሮምምስላጣት ማለት መሰል 'ስደተኛታት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን፣ ብዛዕባ ምሕታት ዑቕባን፣ መሰል)ቤተሰብን፣ መሰል ስራሕን ዝምልከቱ እዮም፣

ኣብ ከነሳልጦም እንደልዮም ናይ መንግስቲ ኣሰራርሓን ኣብ ቀወምቲ ናይ ሕጊ ሓገዛት  ግቡእ ምኽሪን ሓገዝን ወይ ምስላይን ምርካብ፣

ቆጸራ ንምሓዝ እንተደሊኹም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ርኸቡና03.80.48.90.28

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ንምሓዝ በዚ ቁጽሪ ቴሌፎን
03.80.48.90.28  ክትድውሉልና ኣድላዪ እዩ፣

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • Place Schweich An Der Mosel, 21160 Marsannay-la-Côte, France
  • 0380489028
  • secretariat.cidff21@hotmail.fr

Chargement de la carte...

Liens utiles