ኣብ ፈረንሳ ካብቲ ወጥሪ ዘለዎ ዞባ ወጻኢ ርጉእ መጽለሊ ንምርኻብ ምስ እትደልዩ
ምስ ሃገራዊ መድረኽ መንበሪ ስደተኛታት ዝኸውን

ኣብ ፈረንሳ ካብቲ ወጥሪ ዘለዎ ዞባ ወጻኢ ርጉእ መጽለሊ ንምርኻብ ምስ እትደልዩ

ምስ 
ሃገራዊ መድረኽ መንበሪ ስደተኛታት ዝኸውን

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ6 mars 2023

እንታይ ኢዩ?

ስደተኛ እንተኾይንወይ ውን ናብ ሓድሽ ዞባ ክትግዕዝ ትደሊ? ኣብ ዓመት ልዕሊ 600 ዝኾኑ ስደተኛታት ወይ ከሰብቲ ንኡሳን ሓለዋ ሳላ እቲ ሃገራዊ መድረኽ መንበሪ ስደተኛታት መንበሪ ይረኽቡ።

ጽቡቕ ምፍላጥ :!

እቲ መድረኽ ዝቐርብ መንበሪ ኣባይቲ ካብ ጽዑቕ ቦታታት ወጻኢ እዩ ዝርከብ: ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ይኹን ኣብ ዓበይቲ ከተማታትን ወሰን ከባቢታትን ዝቐርብ የለን።

ምስ ሃገራዊ መድረኽ መንበሪ ስደተኛታት መንበሪ ንምርካብ፡ ክትገብሮ ኣለካ፤

  • ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ንኡስ ሓለዋ) ኩን
  • ኣብዚ እዋን ኣብ መንበሪ ማእከል (CPH, CADA, HUDA, CHU, CHRS...) ምህላው
  • ብወለንታ ክትግዕዝ
  • ክራይ ገዛኻ ንምኽፋል ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ንኽህልወካ መሰልካ ክፉት ይኹን (CAF, Pôle emploi, ወዘተ)

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ ምእከል መዕቆቢ ምጽላል

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

12 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ኣገዳሲ

ኣብ ምእከል መዕቆቢ ምጽላል

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

12 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብሕሱር ዋጋ ዝዓበየን መንበሪ ገዛውቲ ምርካብ

እቲ ሃገራዊ ምንቅስቓስ ዝበሃል ምንቅስቓስ፣ ካብቲ ኣብ ጽዑቕ ቦታታት (ንኣብነት ፓሪስ) ወጻኢ ዝርከብ ዝሓሰረን ዞባታት ዝዓበየን ንብረት ዘለዎ መንበሪ ኣባይቲ ንምርካብ ይሕግዝ።

ንሓደ ዓመት ማሕበራዊ ደገፍ እውን ይሕግዝ

ሓደ ናይቲ ከባቢ ተሓጋጋዚ ንሓደ ዓመት ማሕበራዊ ደገፍኩም ይምደበልኩም፡ እዚ ድማ ምስቲ ሓድሽ ዞባኹም ንምውህሃድ ንምምቻእ ወዘተ የጠቓልል፤

  • ምስቲ መንበሪ ምጅማር
  • ምኽፋት/ምስግጋር መሰል
  • ምዝገባ ህጻናት ኣብ ቤት ትምህርቲ
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምርካብ ዝግበር ሓገዝ...

ናብ ውጥን እዋን ህይወትካ ዝሰማማዕ ዞባ ምግዓ ምእንቲ ክትክእል።

ኣብ ምንቅስቓስ ምብጋስ ወለንታዊ መስርሕ እዩ። እቲ ዝንቀሳቐስ ፕሮጀክኩም ምሳኹም ብ ሓባር ብምልዛብ ዝሰርሕ ኮይኑ ምስ ውልቃውን ሞያውን ፕሮጀክትታትኩም ዝሰማማዕ እዩ።

ኣብ ምግዓዝ እቲ ገዛ ሓገዝ ረኸቡ

  • ምውዳብ ምብጋስን ምምጻእን ምስቲ ማሕበራዊ መወከሲን ምስኡ ዝኸይድ ትካልን።
  • ፋይናንስ ናይ ባቡር ትኬትኩም ብ OFII እዩ ዝኽፈል።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስናይ ማሕበራዊ መወከሲኻ ምግዓዝ

ናብ ሃገራዊ መድረኽ ኣባይቲ ስደተኛታት ዘቕረብካዮ መመልከቲ ብማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ ክለኣኽ ኣለዎ። ንፕሮጀክትካ ከምኡ’ውን ንኣቃውማ ስድራቤትካ ብዝርዝር ዝገልጽ ቅጥዒ ክመልእ ኣለዎ።

ጽቡቕ ምፍላጥ :

ሓያሎ ድሌታት ዞባታት ክትገልጽ ትኽእል ኢኻ፣ ወይ ድማ ንብምልኡ እቲ ግዝኣት ክፉት ምዃንካ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ። በይንኻ እንተ ዄንካ፡ ንመሓዙት ክፉት ምዃን፡ ንዕድላትካ ኼመሓይሽ ይኽእል እዩ።

እቲ መድረኽ ካብ ግዝኣታት ዝመጽእ ግብረ መልሲ ኣባይቲ ዝምርኮስ እዩ: ስቶክ ናይ ዝርከብ ኣባይቲ የለን፣ ኣብ መጻኢ ምህላው እውን ርኡይነት የለን።

ምስ ፕሮፋይልካ ዝሰማማዕ መንበሪ ገዛ እንተተለልዩ፡ እቲ እማመ ናብ ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ ይለኣኽ፡ ዓይነት መንበሪ፡ ስፍሓት መሬት፡ መጠን ክራይ ገዛ፡ ከምኡ’ውን ኣቀማምጣኡ (መጓዓዝያ፡ ህዝባዊ ኣገልግሎታት፡ ድኳናት ወዘተ)።

እንተድኣ ተሰማሚዕካ፡ እቲ ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ ናብቲ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ኦፕሬተር ርክብ ክግበረሉ እዩ፡ ምእንቲ ናብቲ ክልል ንምምጻእካ ንምድላው። ብጽሑፍ ስምምዕ ክትፍርም ኢኻ።

ድሕሪኡ እቲ ስጉምቲ ክውደብ እዩ፣ ከምኡ እውን ምስግጋር መሰላትካ።

ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ

  • ኢመይል፡ plateformDIHAL@giphabitat.net
  • ቴሌፎን፡ 01 41 58 76 82

ብዛዕባ ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ማሕበራዊ መወከሲታት ዝኾና ትካልእጥ ናይ ሶሻል ኣሲንስታንስን ካልእን ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም ።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
4እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
GIP Habitat et Interventions sociales

GIP Habitat et Interventions sociales