ኣብ CCAS ናይ ፕዋቴክ Poitiers - ደብዳቤይ ንምቕባል - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ደብዳቤይ ንምቕባል

ምስ ኣብ CCAS ናይ ፕዋቴክ Poitiers

ኣዳላዊ CCAS de Poitiers ኣቐድዲሙ ዝነበረ 25 днів тому

መንበሪ ገዛ ምስ ዘይህልወኩም እሞ፣ ን ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያትን፣ ብሓፈሻ ብንህይወትኩም ደብዳቤታት ንኽመጽኣኩም ዝገበር 'መስርሕ' እዩ "domiciliation".

> A lire aussi : la fiche démarche Réfugiés.info "Avoir une domiciliation postale"

ማሕበራዊ ሓገዝ ንምርካብ ደብዳቤ እዩ።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! :ኣገልግሎትና ን ኣብ Poitiers ዝርከቡ ሰባት ጥራይ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ፈረንንሳ ደብዳቤ ንኽመጻኣኩም ምእንቲ ዘኽእል መስርሕ

ደብዳቤኹም ብዛዕባ እንታይ ምዃኑ፣ መሰረታዊ ኣፍልጦ ምሃብ

ብነጻ ዝወሃብ ኣገልግልት ምዃኑ ፍለጡ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ቤት ጽሕፈትና 05 49 52 38 25

ኣብ ኣድራሻና CCAS ናይ ፕዋትየኽ Poitiers :

45 rue de la Marne 86000 Poitiers.

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 45 Rue de la Marne, 86000 Poitiers, France
  • 05 49 52 38 00
Chargement de la carte...

6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles