ኣብ ስራሕ ሕርሻ ንምውፋር
ምፍጣር ምስ ኣብ ሕርሻ ንምስራሕ ኣብ እዚ ዝተጠቕሰ ወብሳይት
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምፍጣር ምስ ኣብ ሕርሻ ንምስራሕ ኣብ እዚ ዝተጠቕሰ ወብሳይት
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።
ንምስራሕ ኣብ ጽላት ሕርሻ ክትሰርሕ ስልጠና፡ ፈረንሳዊ ቋንቋ እናመሓየሽካ ዝወሃብ ስልጠና ንምርካብ ።
ምርካብ እዚ ስራሕ እዚ ፣ከም ሰራሕተኛታት ዘቑጽረኩም፣ ኩሉ ሞያ ኣብ ክሊ ምሻጥ ኣሕምቲ ዘሎ ሞያ ዘፍልጠኩምን እዩ
ምያዊ ኣፍልጦ ንምቕሳም፣ ስራሕ ንምርካብን፣ ዘኽእል ስልጠና ኣብ ዓውደ ሕርሻ፣ ብኸመይ ከም እትሳተፉ ንምሕባርን ንምስናይን
ምምሃር ሞያ ናይ ሕርሻ ወርሓዊ ክፍሊት እንዳተኸፈልኩም፣ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልትን ፍረታትን፣ ሞያ ምቕምቃም ኣታክልቲ
ኣሰራርሓን መስርሕን ብዛዕባ vigne ከምኡ ውን vin እብ ቦርጎኝ Bourgogne, ከምኡ ውን ኣብኡ ስራሕ ንምርካብን ።
ምቕሳም ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ሜላታት ሕርሻ ከተማታት ፈረንሳ
ምስታፍ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ኣብ ውህደት ፕሮጀክት፣ ህንፃ፣ ሓምለዋይ ቦታታት፣ ኣታኽልቲ ወይኒ፣ ምምሕዳራዊ፣ ሞያዊ ፕሮጀክት
ምህላው ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል (CDDI) ንወኪል ጽገና ሓምለዋይ ቦታን ደገፍን።
ንምርካብ ቀዋሚ ውዕሊ ስራሕን ውልቀ ድጋፍን፣ ፅገና፣ ፅሬት፣ ምፍላይ ዓለባ፣ ባዮ-ጎሓፍ፣ ተኽሊ
ምርካብ ስራሕ ዕዳጋ ጀርዲነር፣ ትእዛዝ ምልቃም ብቐዋሚ ውዕል ኣብ ሓደ ወርክሾፕን ውህደት ፕሮጀክትን፣ ደገፍ
ምርካብ ስልጠና፣ ቀባኢ ውዕል ኣብ ሓደ ናይ ውህደት ቦታ፣ ሰራሕ እምኒ፣ ቆራዲ ዕንጨይቲ ንምዃን፣ ብውልቃዊ ደገፍ
ምኻኣል ናይ ክፍለ ግዜ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ንወኪል ጽገና ሓምላይ ቦታ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን ምርካብ ።
ምኽኣል ናይ ክፍለ ግዜ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል፣ ኣብ እዋን ውዕል ስራሕ ናይ ስራሕ ደገፍ፣ ሞያዊ ስልጠና
ምርካብ ን ልዕሊ 100 ናይ ስራሕ ዕድላት ዘለዎም ሞያታት ርኸቡ Sarthe ኣብ ዝበሃል ቦታ።
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,