ኣብ ስራሕ ምሻጥ ኣሕምልቲ ምስታፍ
ምስ ፕረ ቨኽ Pré Vert

ኣብ ስራሕ ምሻጥ ኣሕምልቲ ምስታፍ

ምስ 
ፕረ ቨኽ Pré Vert

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 23 mars 2021

እንታይ ኢዩ?

ፕኸ ቨኽ Pré Vert ሓደ ናይ ስራሕ ስራሕ ኣቆጻጻታ ምድብ ኮይኑ ንስራሕ ምርካብ ዝተጸገሙ ሰባት ኣብ ምሕጋዝ ድማ ስራሕ ኣብ ባህርያዊ ሕርሻ ንኽሰርሑ የመቻችእ

ፕረ ቨር Pré Vert ነፍስወከፍ ዓመት ን ሓያሎ ኣሰብኡትን ኣንስቲን ኣብ l’agglomération dijonnaise ናይ ዲጆን ስራሕ ይፈጥር።

i ምፍላጡ ዘገድስ! እንተደኣ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣስራሕቲን ተሰማሚዖም s Contrat ዘአለዎ ቀዋሚ ስራሕ (CDDI).እውን ከቑጽር ዝኽእል ዕድል ኣለዎ።

Les CDDIእንቲ ናይ ግዝያዊ ስራሕ ን 4 ኣዋርሕ ጀሚሪ ክሳብ2 ዓመታ ት( እንተበዝሐ ዝጸንሕ ) ውዕል እዩን ንሰዓታታ ስራሕ ዝምልከት ድማ ካብ 26h ክሳብ 35h ብ ሰሙን እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ን ኮንትራት ናይ CDDI ምርካብ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ኣገዳሲ

ን ኮንትራት ናይ CDDI ምርካብ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል ዝለዓለ

እቲ ዕላማ ናይዚ ዓውደ ስራሕ እዚ፣ ነቲ ስራሕ ንምርካብ ዘሎ ዕንቕፋታት ብምእላይ ናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣርን እዩ፣ ሞያውያንን ሰሪሖም ዝነብሩ ንምግባሮም ዝዓለመ እዩ።


ሓደ ን ስራሕ ዘኳዓኩም ፣ ዘተሓሕዘኩምን ፣ ሓባራዊን ውልቃዊ ሓባራዊን ናይ ሓጺርን
ነዊሕን መደባት ን ንኣብነት ገዛ ምርካብን ምስ እትጽገሙ፣ ብኸመይ ብግዝያዊን ቀዋሚን መልክዕ ከም ዝፍታሕ ወዘተ ምስላይን ምርካብን የጠቓልል ናይ ኣሰኢታንት ሶሻል ሓገዝ ምርካብ።

ኣብ ዙርያ ኣሕልቲ ስራሕ ምርካብ

ነዚ እብ ተግባር ንምውዓል ድማ ክልተ ክኢላታት ናይቲ እቲ ሞያ (ሓደ ሓላፊ ካልእ ድማ ፣ ናይ ስነ ትምህርቲ ሓላፊ ፣)ንኹሎም ዝርዝራት ሞያን ክእለትን ናይ ፍረታ (ከከም ምድቦም ፣ ኣገባብ ኣዝራርእኦም ፣ ምሕፋሶም ), ኩናታቶምን፣ ኣጓዓዕዞኦምን ወዘተ ዝምልከት እዩ።

ከምኡ ውን ጎድኑ ድማ፣ ብኸምይ ከም እንክዝኖን ናብ ዕዳጋ ከም እነውዕሎ፣ ዘጠቓልል ዝተፈልየ ሞያታት እውን ክትመሃሩ ኢኹም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምሳና ንምስራሕ

ኣብዚ ንምስታፍ ን ናይ Pôle Emploi ኣማኻሪ ወይ ናይ ሚስዮን ሎካል Mission Locale. ተሃሃዚኹም ሕተቱ

ከምኡ እውን ኣብ ዚ ኢንተርኔት ሳይት ከም እትምዝገቡ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም

https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Jardin d'insertion PRE VERT