ምክንኻን ኣብ ምሕላው ተፈጥሮኣዊ ቦታታት ምስራሕ
ምስ ምስ Chemins verts de l'emploi
ኣዳላዊ Chemins verts de l'emploi ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብ ጽላት ተፈጥሮኣዊ ቦታታት ናይ ምስራሕ ተኽእሎ ንዝስዕቡ፤
- ምእንቲ መንገድታትን ሩባታትን ምጽራይን ምሕላውን እዩ።
- ምጽራግ መሬት ምጽራይ
- ምስትኽኻ ነቲ ወይኒ ምግራዝ።
እቲ ዕላማ ብደገፍ ናብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምእታው ክእለት ሓደ ሞያ ምምሃር እዩ።
ምፍላጡ እቶም ዝቐርቡ ውዕላት ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕላት (CDDI) እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ኣብ ሞያ ሕርሻ ስልጠና ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
cve47ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
moreauተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት