ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ሞያ ንግዲን
ምስ ምስ Passerelle en Maraîchage agroécologique
ኣዳላዊ Fermes d'Avenir , Fleurs d'Halage, Abeilles Maraichères, ACTES Cité Maraichère, Jardin de Cocagne Saint-Faron, La Ferme des Potagers de Marcoussis, ACI Montaud - Les Jardins de Charlotteኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ፈረንሳ ንምምሃርን ናይ ዕዳጋ ጀርዲነር ንምዃንን ኣብ ጽላት ሕርሻ ዝወሃብ ነጻ ስልጠና እዩ ።
ዓላማታቱ ድማ :
- ኣብ ዕዳጋ ሞያታት ጀርዲን ሞያዊ መጻኢ ምህናጽ ምእንቲ ክትክእሉ
- ንሞያዊ ውህደት ዘድሊ ክእለት ክህልዎም እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና እቶም ተማሃሮ ሰራሕተኛታት ሕርሻ ክኾኑን ኣብ ነዊሕ እዋን ድማ ኣካየድቲ ዝራእቲ ክኾኑን ወይ ድማ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ፕሮጀክት ምትካል ንኽውፍዩን ይዕጠቑ።
ኣሎ።
ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና እቶም ተማሃሮ ሰራሕተኛታት ሕርሻ ክኾኑን ኣብ ነዊሕ እዋን ድማ ኣካየድቲ ዝራእቲ ክኾኑን ወይ ድማ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ፕሮጀክት ምትካል ንኽውፍዩን ይዕጠቑ።
ኣሎ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ !
ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ኣብ ፓሪስ ይነብሩ ወይ ይሰርሑ
- ኣብ ኣፋውን ጽሑፋውን ፈረንሳ ናይ ሕጂ A1 ወይ ናይ ሕጂ A2 ደረጃ ክህልዎም እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት