ምስራሕ ኣብ ህንጻ ወይ ሓምላይ ቦታታት ምስራሕ
ምስ ምስAssociation Vitry Synergic
ኣዳላዊ Association Vitry Synergic ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጽላት ህንጻ ወይ ሓምለዋይ ቦታታት ናይ ምስራሕ ተኽእሎ ንዝስዕቡ ጽላታት ኣሎና
- ምቕባእ ንውሽጣውን ደጋውን መንደቕ
- ስራሕቲ ዕንጸይቲ፣ ስርሓት ካይላ፣ ምግጣም ዕንጨይቲ
- መንገድታት ምጽራይን ምሕላውን እዩ።
- ምክንኻን ምትካልን ምቑራጽን ኣግራብ።
እቲ ዕላማ ብደገፍ ናብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምእታው ክእለት ሓደ ሞያ ምምሃር እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዝቐርቡ ውዕላት ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕላት (CDDI) እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ኣብ ሞያ ሕርሻ ስልጠና ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
vitry synergicኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
tremataተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
sarachloeተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት