Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሓደ ስልጠና ብዛዕባ ነቢት ወይ ወይኒ vin ንምርካብ

ምስ ቪታ ቦርጎኝ VITA Bourgogne

ኣዳላዊ VITA Bourgogne , Confédération des Appellations et des Vignerons de Bourgogne, Union des Maisons de Vin de Grande Bourgogneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 ans

ኣባ ዚ ናይ ኢንተሬት ሳይትና www.vitabourgogne.com, ብዛዕባ እቲ ወይኒን ኣሰራርሕኡን ክትዕዘቡ ትኽእሉ ኢኹም ። ከምኡ ውን፣ ኣብ ኣሰራርሓ vigne እባ ቦርጎኝ ክይመርሃሩ ትኽእሉ ኢኹም

ንምርካብና ኣይትጠራጠሩ፣ ብ ቴለፎወይ ብ ኣኢመይል ርከቡና ፣ ሓቢርና ናይ ስራሕ መደብኩም ክንሃንጽ ኢና

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ኣጸሟሙቃ Vigne & Vin እብ Bourgogne እቶም እኳን ነይ ነዊሕ ኣመታ ናይ ስራሕ ተመክሮ ዘለዎ ናይ ትካልና ተዓዘቡ

በኸመይ ከም ዝስራሕ ተማሃሩ፣እቲ መዓልታዊ መስርሑ፣ , ናይ እቲ viticoles, ከማኡ ውን እቲ tractoristes ዝበሃል ኣገባቡ (ወዘተ...) ብሳላ እዚ ሞይያ እዚ ዘለዎ ሰራሕተኛታት ብምርካብ ምስክርነቶም ምስማዕ

ንሕና ብዙሕ ስልጠናታት ናይ ሞያን ዲፕሎምን ንህብ።

ዝስዕብ ስልጠና፣ ን ኹሉ ዓይነት ሰብ፣ከከም ዕድመን ኩነታትን ፣ ህሉው ደረጃ ትምርቲንኹምን ዝመጣጠን ።

ከምኡ እውን ኣብ እዋን ስልጠና ኣድላዪ ዝኾነ ርክብ ምስ ምስ ዝምልከተን ኣካላት ናይ ስልጠናን ሓበሬታን ከም እትራኸቡ ንገብር።

VITA Bourgogne ዝበሃል ሓደ ባይታ ናይ ምልማላን ስልጠናን ፣ ኩሉ ዓይነት ስራሓት ናይቲ ትካል ናይምጽሟቅ filière vigne & vin ወይኒን እብቲ ዞባ እዩ

ኣብ እቲ ስራሕ ን ኽትቁጸሩን ን ዓኹም ዝኸውን ስራሕ ክትትረኽቡሉን ትኽእሉ ኢኹም : ነዚ ን ኽትገሩ CV ክህልወኩም ጥራይ ኣለዎ !

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ዝስዕብ Mail : contact@vitabourgogne.com

  • ትቴለፎ፣ : 06 70 64 76 24

ናይ ስራሕ ክፉት ቦታታት ብእንተርኔት : https://www.vitabourgogne.com/jobs/

ስራሕ ብፍላይ ኣብ ቦርጎኝ Bourgogne ምስ አልዩ https://www.vitabourgogne.com/metiers_list/

ስልተና ንምርካብ : https://www.vitabourgogne.com/formation/

Liens utiles