ኣብ ስራሕ ሕርሻ ንምውፋር
ምስ ምስ Association Nationale pour l'Emploi et la Formation en Agriculture (ANEFA)
ኣዳላዊ Association Nationale pour l'Emploi et la Formation en Agriculture ANEFA ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anኣብ ዓውደ ሕርሻ ናይ ምስራሕ ልምዲ እንተደኣ ሃልይኩም ኮይኑ ወይ እውን በቲ ኢሉ በቲ ኣብ ሕርሻ ምስራሕ ትፈትዉ ዲኹም ? ?
ኣብዚ ብምጥዋቕ እውን ምምዝጋብ ይከኣል እዩ : www.lagriculture-recrute.org
ቀሊል እዩ : ነዚንምግባር ሓደ ሕሳብ ወይ ኣካውንት ክትከፍቱ ኣለኩም። ! ሽዑ ኩሉ ነገር ምስ ኣረጋገጽኩም፣ኣብቲ ዓውደ ስራሕ ንምምስጋብን ንምውድዳርን ትኽእሉ ኢኹም።
ዓውደ ሕርሻ ዝተፈላልዩ፣ ዝርዝር ናይ ስርሓት እዩ ዘለዎ።ስለዝኾነ ድማ ካብኡ ምምራጽ ትኽእሉ ኢኹም።