Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ኣብ ጽላት ዳግመ-ሕደሳ ፣ ወይ ሰከንድ ሃንድ ምስትፋ

ምስ ምስ Régie de la Vallée du Lot

ኣዳላዊ Régie Vallée du Lot ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ኣብዚ መደብ ሓያሎ ዓውድታት ስራሕ ዝህብ ናይ ውህደትትካላት ኣብ እዞም ዝስዕቡ ናይ ምስራሕ ተኽእሎ፤

  • ምክንኽና ምሕላው ሓምለዋይ ቦታታት
  • ኣብ ጽሬት ከተማ
  • ምክንኻን ምምስራሕ ዱኩዒምጽራይ ባዮዋስትbiodéchets
  • ምፍላይ ክዳውን ካብ ጎሓፍ ክዳውንቲ ምፍላይ
  • ምላላይ ክእለት ሳዕቤናት ጎሓፍ ብልሓት ምህላው።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዝቐርቡ ውዕላት ሲዲዲኣይ (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕላት) እዮም።
ስራሕ ዓመት ምሉእ ክፉት እዩ።

እቲ ዕላማ ንኽሰርሕ ክእለት ሓደ ሞያ ምምሃር፣ ብተመሳሳሊ ድማ ብናይ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምድጋፍ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • እዚ ብ CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል) ዘለዎ ሰራሕተኛ ምዃን
  • ከምኡን ደሞዝ እንተወሓደ ማዕረ እቲ ናይ ሰዓት ዝተሓተ ደሞዝ።

ከምኡውን ሓደ ኣማኻሪ ኣብዚ ይሕግዘካ፤

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ (ፍቓድካ ምርካብ፡ ማሕበራዊ ኣባይቲ ምሕታት፡ ቆጸራ ምውሳድ ወዘተ)
  • ሞያዊ ፕሮጀክት
  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ትደሊ።

  • ምኽኣል ናይ ጽሬት፡ ዳግመ-ምጥቃም፡ ምእካብ፡ ምትካል፡ ምፍላይ...ወዘተ
  • ምኽእል ሞያዊ መሳርሕታትን ፍርያትን ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ፍለጥ
  • ምህላው ኣብ ትካላት ስልጠናን ልምምድን ምውሳድ
  • ምስ ካልኦት ዓውድታት ንምርካብን ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብን ዝሕግዙ ንጥፈታት።

ከመይ ንገብሮ?

ን ኣሲስታ ሶሻልኩም ማለት ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ፣ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልካ፣ ናይ ከባቢ ተልእኾ መወከሲኻ፣ ናይ PLIE ሞያዊ ውህደት ኣማኻሪኻ (ናይ ከባቢ ውህደትን መደብ ስራሕን)፣ ናይ ካፕ ኤምፕሎይ መወከሲኻ (ስንኩላን) ምስቲ ናይ ur la plateforme de l’inclusion.

ምትእትታው መድረኽ ክራኸቡ ኣለዎም ።

ምፍላጡ ዘገድ ን ካብ Régie de la Vallée du Lot ዝቐርቡ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብዚ ኣለዉ ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • regievdlኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles