ኣብ ዓውደ-ሓርሻ ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ንምርካብ
ምስ ሶይልስ Soelis
ኣዳላዊ Soelis ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 joursፍሉይ ዓውደ ስርሓት ኣብ ገጠራት ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና
ሓደ ስራሕን ኣገልግሎትን ኣብ ዓውደ ሕርሻ ንምርካብ ምእንቲ ክትልእሉ
- ሞያዊ ብቕዓትኩም፣ ኣፍልጦ ንምሃብ ዘኽእል ናይ ስራሕ ልምምድ
- ኣብ ዓውደ ሕርሻ ብ ሞያ ምስታፍ
- ሞያዊ ብቕዓት ንምጥራይ
- ግዝያዊ ናይ ስራሕ ልልምድ ንምህላው
- ብሓረስቶት ዝወሃብ ናይ ስራሕ ዕድል ንምክፋል
- ወይ ብ ግዚያውነት ብ ተመላላሲንurs (CDD, CDI, temps partiel, intermittent ወይ temps plein). ወይ ቀዋሚን ምስራሕ) ንምርካብ የኽእል
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣገዳሲ ሓበሬታ!ኣብ ዓውደ ሕርሻ፣ ከም እኒ፣ ምሕራስ፣ ምጉሳይ እንስሳታት፣ ምኹስኳስ ጀርዲን ፣ ምሕላው ኣግራብን ኣዝርእቲን ካልእን እውን ክኸውን ይኽእል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
455 Rue du Colonel de Casteljau, BP 420, 39006 Lons-le-Saunier, France
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
denissተርጓሚ/ሚት
soelisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
iris_5033ተርጓሚ/ሚት