ምስራሕ ኣብ ክንክን ኣትክልቲ ወይ ሓምላይ ቦታታት ወይ ህንጻ ምስራሕ
ምስ ምስ Association Oxygène
ኣዳላዊ Association Oxygène Epernay , agirኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብ ሓምለዋይ ቦታታት ወይ ጽላት ህንጻ ናይ ምስራሕ ተኽእሎ፤
- ስርሓት ናይ ጽርግያ፣ ምልካይ ሕብሪ ን ህንጻታት
- ምስራሕ ኣብ ምጽራግ ዝተዓብሰ ሽቓቅን መሕጸብ ኣቁሑትን ብፕላምቢንግ ምግባስ
- ከምኡውን ሓምለዋይ ቦታታት ምጽራይን ምሕላውን ምዃኑ’ዩ።
- ምክንኻን ወይኒ ምግራዝን ምእካብን እውን ዘጠቓልለለ እዩ።
እቲ ዕላማ ክእለት ሓደ ሞያ ብምምሃር ናብ ዓለም ስራሕ ንምእታው እዩ።
ተመኩሮ ኣየድልየካን እዩ፣ ኩሉ ግዜ ብናይ ጋንታ መራሒ ትዕጀብ፣ ንሱ ድማ ነቲ ቴክኒካዊ ኣገባባት ዝገልጽን ኣብ ናይ ህንጻ ቦታታት ዘሰንየካን እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዝቐርቡ ውዕላት ን4 ኣዋርሕ ኣብ ሰሙን 32 ሰዓታት ዝፀንሑ ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕላት (CDDI) ኮይኖም እንተበዝሐ ን2 ዓመት ዝሕደሱ እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
4 Rue du Clair Marais, ZAC Les Forges, 51200 Épernay, France
03 26 54 56 07
oxygenedirection@laposte.net
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ኣብ ሞያ ሕርሻ ስልጠና ምርካብ፣
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
jessica/oxygeneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
killian douchetተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rico2004ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት