Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድህሳስ ሕርሻዊ ኣፍልጦ

ምስ ምስ Agri'Mouv

ኣዳላዊ Agri Emploi 72 (ANEFA SARTHE) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ መደብ ምስ ሕርሻ ስተተሓሓዘ ሞያ ኮይኑ ከምዚ ዝስዕብ ድማ ይዝርዘር፤

  • ኣብ ናይ ጉጅለ ሓበሬታን ምብጻሕ ናብ ሓደ ኩባንያ ወይ ሕርሻ ኣብ ሓፈሻዊ ኣግልጦ ንልዕሊ ፍርቂ መዓልቲ፣
  • እንተደኣ ፈቲኹሞ ድሕሪ እቲ ምብጻሕ ዝግበር ደገፍ ፣ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ መላእ ሳርተ Sarthe. ዝቖጽሩ ዘለዉ ሞያታት ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ መላእ ዞባታትት ኣብ ዓመት 25 ናይ ኣግሪ'ሙቭ Agri'Mouvተግባራት ኣብ ግብሪ ይውዕሉ ።

ነዚ ንምግባር ፣ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምህላው ናይ ግድን ኣይኮነን፣ ወይ ኣየድልን፣ ኣውቶቡስ ኣሎዎ እቲ ናይ ስራሕ ቦታታትና።

እቲ ሓገዝ ብ Agri Emploi 72 ትድገፉ፣ እዚ ድማ ኣብዚ መስርሕን ኣብ ምሉእ ስራሕ ምርካብ፣ ስልጠናኹም ልምምድ ምግባር ወዘተ ክሕግዘኩም እዩ።

ድሕሪ መስርሕ ምገባ ኣብ Agri'Mouv ናብ መርበብ ሓበሬታ lagriculture-recrute.org ብምምእታው ምስ ኣሰላሰልኩምን ንሓገዝና ትረኽቡ ።

ስለዝኾነ ድማ፣ በዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ፡ ንኣስራሕቲ ብቐጥታ ንምርኻብ፡ ኣብ ጥቓኻ ዝርከቡ ናይ ስራሕ ቅድመ-ምድላዋት ምስ ዝርዝር ንምርካብ የኽእለኩም።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ኣብዚ ስጉምቲ ክትሳተፉ ደሊኹም፡ Agri Emploi 72 ንኣግሪ ኤምፕሎይ 72 (ሞና ላቲየ)(Mona Latié) ብ፤

ከምኡውን ንተወሳኺ ሓበሬታ፤

  • ኣድራሻና ፡ 9 rue Jean Grémillon, 72000, Le Mans (ኤጀንሲ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 a.m ክሳብ 5:30 p.m. ክፉት)
  • መርበብ ሓበሬታ ምስ እትደዩ ፡ https://agri-emploi72.fr/

Lieu d'accueil

9 Rue Jean Gremillon, 72000 Le Mans, France

0685779935

mona.latie@plus.agri72.com

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • mona agri emploi 72ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • axelተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • ana88ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles