Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድህሳስ ሞያ ናይ ማሕረስ ወይ ሕርሻ፣

ምስ ምስ Avec DEMAR

ኣዳላዊ IMPRODETT , Les Nouveaux Jardins de la Solidarité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ዕላማ ወይ ሸቶ ናይ እዚ መደብ እዚ፣ ስደተኛታት ነዚ ናይ ሕርሻ ሞያን፣ ብፍላይ ድማ እቲ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻን፣ ሞያ ምቕምቃም ኣታኽልትን ክላለይዎን ክፈልጥዎን ምግባርን እዩ፣

እዚ መደብ እዚ፤ ደማር ዝበሃል ኮይኑ DEMAR (ትርጉሙ ድማ ስደትኛታት ናብዚ ናይ ሕርሻ ሞያታት ስራሓት ክዋፈሩ ክኽእሉ ብምትሕብባር ኣምፕሮደት Moirans. ዝበሃል ትካል ፣ ኣብ ከተማ ሞራን ብዝርከባት ማሕበረሰባት ሓደሽቲ ናይ ሓባር መስኖዊ ሕርሻ ዝተዳለወ መደብ እዩ፣

እቶም ተሳተፍቲ ድማ ብናይ ተፈጥሮ ድኹዒ ጌርካ ብባህርያዊ ድኹዒ ተጠቒምካ ካብ መድሃኒት(ባልዕ) ነጻ ዝኾነ መስኖኣዊ ሕርሻ ንምፍራይ ብዝብል መርሓ ብሰብ ሞያ ተመሪሖም ቆጥቋጥን ዘይተሓርሰን መሬት ብምቑጥቋጥን ኣለምሊምካ ብምሕራስን ብምጉልጓልን ዘሪእካ ጽቡቕን ፈራዪ መሬት ምዝራእ ዝዓለመ ማለት እዩ፣

ምፍላጡ ዘገድስ !
ንምምዝጋብ፣ ሰ ኢ ኤር "CIR" ዝተባህለ ውዕል ክትፍርሙ ይግበኣኩም፣ናይ ሲቪላዊን ሃገራውን ናይ ሃገረ ፈረንሳ ቋንቋን ተማሂርኩም ዝወዳእኩምን፣ ብተወሳኺ ድማ ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ደለይቲ ስራሕ ማለት ፖል ኣምፕልዋ ዝተመዝገብኩም ክትኮኑ ኣለኩም፣


ንምንታይከ የዘገድስ?

ሳላ እዚ መደብ እዚ፣ ናይ ሕርሻ (መስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልትን ፍረታትን፣ ከምኡውን ናይ ምቕምቃም ኣታክልቲን ኣግራብን) ሞያታት ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም፣ እዞም ንጥፈታት እዚ ኣቶም ኣዝዩ ብዙሕ ናይ ስራሕ ዕድል ዘለዎም ሞያታት እዮም፣

ኣባላትና ብዜጋታት ፈረንሳይን ከምኡውን ብካልኦት ስደተኛታትን ሰባትን ዝቖመ እዩ፣

ዕስራን ሽዱሽተን"26" ሰዓት ንሰሙናት ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝ ኣክል ብምስራሕ ናይ ስሚክ ዝበሃል ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ሕጋዊ ናይ መሃያ መዐቀኒ ክትክፈሉ ኢኹም፣

ከመይ ንገብሮ?

ዝያዳ ሓበሬታ፥ ንምርካብ ናብዚ ዝስዕብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ፍሉይ ናይ መልእክቲ መቐበልን መልኣኽን ኣድራሻና ጸሓፉልና፣:

improdett38@gmail.com

ኣድራሻና ትምህርቲ ዝካየደሉ ቦታ፤

Les Nouveaux Jardins de la Solidarité

Route du Vieux Chêne

38430 Moirans

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olgamyተርጓሚ/ሚት
  • improdettኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት

Liens utiles