ምድህሳስ ፣ ንምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ናይ ቆልዑ ምሓዝ
ምኽኣል ንሞያዊ ፕሮጀክት ንምድላው፡ ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት፡ ናይ ፈረንሳ፡ ሒሳብን ሞያዊ ክእለትን ኮርሳት
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 14 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኽኣል ንሞያዊ ፕሮጀክት ንምድላው፡ ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት፡ ናይ ፈረንሳ፡ ሒሳብን ሞያዊ ክእለትን ኮርሳት
ምፍላጥ ኣብብ ግሮኖብለ ናይ 8 ሰሙን ስልጠና ኮርስ፡ ፈረንሳዊ፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ሞያዊ ፕሮጀክት፡ ሞያታት ውልቃዊ ኣገልግሎት
ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ናይ 6 ወርሒ ሙሉእ ግዜ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ንናይ ሕክምናን ማሕበራውን ሞያታት ልምምድ
ምርካብ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ኣብ ውህደት ፕሮጀክት፣ ውልቃዊ ኣገልግሎት፣ መካኒክስ፣ ኣገባባት፣ ሞያዊ ፕሮጀክት
ምክሳብ ናብ ናይ 8 ሰሙን ኮርሳት ፈረንሳን ናይ ስራሕ ስልጠናን፣ ኢንተርንሺፕን CDD ወይ CDI ዘውህቡ ኮርሳት ።
ምርካብ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ንምስራሕ ስልጠና፡ ሞያዊ መዓርግ፡ ዲፕሎማ DCL FLE
ምርካብ ዕድል ምስ ክኢላታት ተራኸብ፣ ምኽሪ ውሰድ፣ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ንምትብባዕ ተወፋይነት ዘለዎ ስጉምትታት ውሰዱ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ ስራሕ ንምርካብ የኽእል፣ ከምኡውን ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ምርድዳእ ንኽህሉ ዝያዳ ይሕግዝ።
ምካብ ናብቲ ኮርሳት ፈረንሳን ሞያዊ ትምህርትን ኣብ ምትርጓም፡ ሽምግልናን ምቕባልን ስደት ዘለዎም ሰባት
ሞያዊ ስልጠና ናይ ቆልዑ ን ጽሑፍን ቃልን ቋንቋ ፈረንሳ ፡ ዲፕሎማ ምሕላፍን ናይ ስራሕ ልምምድ ንምርካብ።
ምፍላጥ ብከመይ እገባብ ስልጠና ወይውን ስራሕ ፡ ምርካብ ከም ዝከኣልን፣ ከምኡ ውን ምስ ወሃብቲ ስራሕ ትካላት ከምእትራኸቡን ይሕብር
ምርካብ ዲፕሎማ ናይ ዩኒቨርስቲ ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት ኣብ ሞያታት ሽምግልናን ምትርጓምን ዝስልጥን ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,