Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪስራሕምስ Adhoc CARE (93 - Seine-Saint-Denis)

ምስራኽ ከም ኣለይቲን ተኸናኸንቲን ዓበይቲን ኣረጋውያንን ምዃን

ምስ ምስ Adhoc CARE

Ares+ኣዳላዊ Ares+ ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ስልጠና እዚ ናይ 8 ሰሙን ስልጠና ኮርስ ተሓጋጋዚ ህይወት ብፍላይ ኣረጋውያን ስድራቤት (ADVF) ንምዃን ምስ፤

  • ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ምርካብ
  • ናይ ሓደ ሰሙን ናይ ስራሕ ልምምድ ምግባር።
ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፣ እቲ ስልጠና እናተኸፈልኩም እትስልጥንዎ እዩ ፣ እዚ ማለት ድማ ካብ ፈረንሳ ትራቫይል (Pôle Emploi) ገንዘብ ይኸፍልኩም።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ልምምድ፡ ኣብ ትካል ሎጂቪታ ናይ ስራሕ ውዕል (ናይ ልዕሊ 6 ወርሒ (CDD ሲዲዲ ወይ CDI ሲዲኣይ) ናይ ምፍራም ተኽእሎ ኣሎካ።
ነዚ ስልጠና ንምስታፍ ክህልውኹም ዝግብኦም ቅድመኹነታት
- ፈለማ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ፣ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ)
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑን ምስ OFII CIR ( d'intégration républicaine)t) ዝፈረሙን እዮም።
- ኣብ ሴን-ሴንት-ደኒስ (93) ዝተኣንገደ ወይ ኣድራሻ ክህልዎ
- ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A2 ዘረባን A1 ብጽሑፍን ክህልዎም እዩ።
- RSA ተቐቢልካ ወይ ደላዪ ስራሕ ክትከውንን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክትምዝገብን እለኩም
- ንሓደ በዓል ሞያ ክምዝግበኩም ሕተቱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ 8 ሰሙን ስልጠና እንተወዲእኩም ምስ ትካል ሎጂቪታ እንተወሓደ ናይ 6 ወርሒ ውዕል ክትፍርም ውሕስነት ኣለኩም።

  • ንሞያ ተሓጋጋዚ ምእንቲ ክትኮኑ ዝኸውን ቃላት
  • ኣናይ ቃላት ክእለትን ርክብን ኣብ ሞያዊ ኩነታት።

ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠናን ክሳብ መወዳእታ ናይ ፈተነ ግዜኹም ፡ ካብዚ ዝስዕብ ዛዙምኩም እዚ ዝስዕብ መኽሰባት ግበሩ፤

  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ወረቐታዊ ስራሕ፣ መንበሪ ወዘተ) ምሕጋዝ
  • ከምኡውን ንሞያዊ ፕሮጀክትኹም ምኽሪ ምሃብ።

እዚ ክፍሊት ኢ ምሉእ እቲ ስልጠና ብፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም ፖል ኤምፕሎይPôle Emploi ) ትኽፈል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ንማሕበራዊ ሰራሕተኛ ማለት ኣሲስታንት ሶሻል ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል (Pôle Emploi)፡ መወከሲ ተልእኾ ከባቢ፡ ኣካያዲ ማእከል መንበሪ፡ ንምምዝጋብ ኣብዚ ነቲ ቅጥዒ ክመልኦ ሕተቶ ።

ናይ ሓበሬታ ኣኼባታት ዕለታት ንኽህልወካን ሕቶታት ንኽትሓትትን፡ ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ክትሰድድ ትኽእልሉ ኢኹም ፡ programmes.entreprises@ares-association.fr

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
ares+ares+ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rouaa karimrouaa karimተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mspmspተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles