ምስታፍ ኣብ መደብ ምውህሃድ ስነጥበባውያን
ምስ ምስ PLACE Network
ኣዳላዊ PLACE Network , Community Arts Networkኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ መደብ ናይ Emerging Leaders Artivism Alliance ን ስነጥበባውያን ኣክቲቪዝምን ማሕበራዊ ለውጢ ንምፍጣር ዝሕግዝ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝተመርኮሰ ዝወሃብ መደብ እዩ።
እቶም ዕላማታት ናይዚ መደብ እዚ ድማ፤
- ናይ ስነ-ጥበባዊ ስራሕኩም ምፍላጥ
- ጽልዋኹም ንምዕባይ ማሕበራዊ ጽምዶታትኩምምጥቃም ክትክእሉ።
- ከምኡውን ምስ ጉጅለ ክኢላታት ብምጽንባርን ምስ ካልኦት ኣብ መላእ ዓለም ምስ ዝርከቡ መራሕቲ ንምርኻብን እዩ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን ክማልኢ ዘለዎም ነገራት፤
- ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ምዃን ይነብሩ
- ዝተሓተ ደረጃ እንግሊዝኛ A2 - B1 ክህልዎም እዩ ዝግባእ ።
- ካብ ሕዳር 2024 ክሳብ ግንቦት 2025 ኣብ ወርሒ ኣስታት 6 ሰዓታት ክህሉ
- ብኢንተርነት (መሳርሒታት፡ ምትእስሳር ኢንተርነት) ክሳተፉ ምኽኣል።
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን ክማልኢ ዘለዎም ነገራት፤
- ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ምዃን ይነብሩ
- ዝተሓተ ደረጃ እንግሊዝኛ A2 - B1 ክህልዎም እዩ ዝግባእ ።
- ካብ ሕዳር 2024 ክሳብ ግንቦት 2025 ኣብ ወርሒ ኣስታት 6 ሰዓታት ክህሉ
- ብኢንተርነት (መሳርሒታት፡ ምትእስሳር ኢንተርነት) ክሳተፉ ምኽኣል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
place.networkኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት