ምድህሳስ ፣ ንምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ናይ ቆልዑ ምሓዝ
ምስ ምስ Visa Communiquer et Calculer
ኣዳላዊ ACM Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursስልጠና ን ኣብ እዞም ዝስዕቡ ክውንነታት ፤
- ምፍላጥን ናይ እቲ ስራሕን ናይ ስራሕ ሃዋህውን
- ከምኡውን ብዛዕባ ኣብ ፈረንሳ ክህሉ ዝኽእል መደባት ስልጠናን ብቕዓትን ንምፍላጥ
- ምኽኣል ምስታፍ ኣብ ሓቀኛ ህይወት ሞያዊ ኩነታኩም ቃዶ
- ምርካብ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ሰብ ሞያ ከምኡውን
- ምምዕባል ክእለት ናይቶም ሞያታት
- ምጥራይ ጠቓሚ ሓበሬታ ኣበይ ከም እትረክቡ ምኽኣልን
ከም ዝፍለጥ እቲ ዕላማ ብቐሊሉ ስራሕ ንምርካብ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽ እንተላይ ዝዓለመ እዩ።
ኣኣገባብ ናይ እቶም ኮርሳት ብጉጅለ ዝውደቡ ኮይኖም፡ ብሞያዊ ኣሰልጣኒ ዝምራሕ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- እንተደኣ ስራሕ ክትደልዩ ኮይንኩም
- ምህላው ኣብ ዓውዲ ቅድመ ቁልዕነት ሞያዊ ፕሮጀክት ።
እዚ ስልጠና እዚ ብዘይ ክፍሊት እዩ።
- እንተደኣ ስራሕ ክትደልዩ ኮይንኩም
- ምህላው ኣብ ዓውዲ ቅድመ ቁልዕነት ሞያዊ ፕሮጀክት ።
እዚ ስልጠና እዚ ብዘይ ክፍሊት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Rue Alain, La Bolière, Orléans, Loiret, Centre-Val de Loire, France métropolitaine, 45100, France
02 38 63 97 17
remi.daviau@acm.leolagrange.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
acm formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
latifa jaafariተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት