ምርካብ ደገፍ ንስራሕን ሓገዝን
ምስ ምስ Groupement d'Insertion du Confluent (GIC)
ኣዳላዊ Groupement d’insertion du Confluent ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ኣብ ሓያሎ ዓውድታት ናይ ምስራሕ ተኽእሎ፤
- ኣብ ሞያ መካኒክ ኣብ ማሕበራዊ ጋራጅ
- ሞያ መጓዓዝያ
- ምርካብ ውልቃዊ ኣገልግሎት (ምሕላው ገዛ፡ DIY፡ ጀርዲን)
- ከምኡውን መሸጣ ፍርናሽ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዝቐርቡ ውዕላት እንተበዝሐ ን2 ዓመት CDDU ሲዲዲዩ (ናይ ውሱን ግዜ ኣጠቓቕማ ውዕላት) እዮም።
ስራሕ ዓመት ምሉእ ክፉት እዩ።
ስራሕ ዓመት ምሉእ ክፉት እዩ።
እምበኣርከስ እቲ ዕላማ ንኽሰርሕ ናይ ሓደ ሞያ ክእለት ምምሃር፣ ብተመሳሳሊ ድማ ብናይ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ከምኡ’ውን ምትግባር ሞያዊ ፕሮጀክትካ ክትድገፍ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2 place du 14 Juillet, 47190 Aiguillon, France
05 53 88 30 83
contact-aiguillon@aipc47.fr
43 Rue Gambetta, 47400 Tonneins, France
contact-tonneins@aipc47.fr
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
gicኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
soogmad82ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት