ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ደገፍወይ ሓገዝ ውሰዱ
ምስ ምስ PARE 76
ኣዳላዊ Média Formation , Mission locale de l'Agglomération Rouennaise, FOJECNOR 2000, FODENO, Education et formationኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуስራሕ ወይ ብቑዕ ስልጠና ንምድላይ ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ዝሕግዝ በዓል ሞያ ንምዃን ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ወይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ሰሙን፡ ከከም ናይ ግዜ ተኽእሎኹምን ፡ ምስቲ ናይ ስራሕ ኣሰልጠንቲ ዝሰማማዕ ቆጸራ ምውሳድ ይከኣል።
ውሱን ግዜ የለን፣ግን ኣብ ኣኼባታት፡ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት፡ መድረኻት ስራሕ (ኣብ Rouen ዝርከቡ ትካላት ) ክትሳተፉ ምሰማማዕ ይከኣል...ወዘተ
ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- እንተወሓደ ደረጃ A1 ቋንቋ ምዝርራብ ክእለት
- CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ንዝፈረሙ
- ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ፣ ወይ ሓድሽ መጻእቲ (ንመጀመርታ መንበሪ ፍቓድ ትሕቲ 5 ዓመት) ክኸውን።
- እንተወሓደ ደረጃ A1 ቋንቋ ምዝርራብ ክእለት
- CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ንዝፈረሙ
- ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ፣ ወይ ሓድሽ መጻእቲ (ንመጀመርታ መንበሪ ፍቓድ ትሕቲ 5 ዓመት) ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Média Formation, 49 rue Duguay Trouin, 76000 Rouen, Seine-Maritime, Normandie, France
02 35 71 02 25
pare76@media-formation.fr
FORJECNOR 2000, 4 route de l'Escarpé, 76200 Dieppe, Seine-Maritime, Normandie, France
02 32 14 40 40
pare76@forjecnor2000.com
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ስራሕ ምርካብ፣
ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
utilisateur_551192ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
robyncrfተርጓሚ/ሚት
iris_5033ተርጓሚ/ሚት
hosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
deboተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
hélèneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ