ሞያ ምሓዝ ቆልዑን ቋንቋ ፈረንሳ ዘጣመረ ስልጠና ምውሳድ
ምስ ምስ La maison du Bas Belleville (CRESCENDO)
ኣዳላዊ Centre social et culturel Maison du Bas Belleville ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ስልጠና ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምጽሓፍን ምዝራብን ንምምሕያሽን ኣብ ስራሕካ ርእሰ - ምምሕዳር ንምዃንን ዝወሃብ ስልጠና ’ዩ ።
እዚ ስልጠና ኣብ ትካላት ጥዕናን ቅድመ ቁልዕነትን ክሰርሑ ንዝደልዩ ሰባት ዝዓለመ እውን እዩ።
ዕላማታት :
- ኣብ ጽላት ክንክን ቅድመ ቁልዕነት ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ክህልዎም ዝገብር ኮይኑ
- ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ኣብ እዚ ሞያ ( DCL FLE ወይ FP ) ምድላው ይጠቅም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
17 Rue de Pali-Kao, 75020 Paris, France
06 42 59 45 17
linguistique.belleville@groupe-sos.org
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
utilisateur_704434ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት