ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግረኖብል ዝርከቡ ናይ ውልቃዊ ኣገልግሎት
ምስ ምስ Nouveau Départ - Pré-formation Découverte du Service à la Personne
ኣዳላዊ Weavers France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців томуእዚ ኣብ ግረኖብል ናይ 8 ሰሙን መደብ ንውልቃዊ ኣገልግሎት ሞያታት ንምርካብ ምስ፤
- ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ኮርሳት
- ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ዓውደ መጽናዕትታት ምክያድ
- መእተዊ ምስ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ
- ናይ ኩባንያ ምብጻሕ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን ክህልውኹም ዘለዎም ፤
- ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምስ ስራሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ክኸውን
- ከፊላዊ A1 ወይ ከፊላዊ A2 ደረጃ ክህልዎም እዩ።
"ከፊላዊ" ማለት ምሉእ ደረጃ የብልካን ማለት እዩ።
- ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምስ ስራሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ክኸውን
- ከፊላዊ A1 ወይ ከፊላዊ A2 ደረጃ ክህልዎም እዩ።
"ከፊላዊ" ማለት ምሉእ ደረጃ የብልካን ማለት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
La Correspondance, 32, Avenue Marcelin Berthelot, Capuche, Secteur 4, Grenoble, Isère, Auvergne-Rhône-Alpes, France métropolitaine, 38100, France
antoine.tissier@weaversfrance.org
Chargement de la carte...
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
weaversተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት