ምጥላብ ምጉዳል ዋጋ ኣብ መጓዓዝያ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ወይ ኢልደፍራንስ
ምጥቃም ንምጉዳል ዋጋ መጓዓዝያ 50 ክሳብ 100% ምጉዳል ምንእቲ ክትረኽቡ ምእንቲ ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምጥቃም ንምጉዳል ዋጋ መጓዓዝያ 50 ክሳብ 100% ምጉዳል ምንእቲ ክትረኽቡ ምእንቲ ።
ምኽኣል ኣብ ዞባ ፓሪስ ሜትሮ፡ ኣውቶቡስ፡ ትራም፡ RERን ባቡርን ንምጥቃም ዝሕግዝ ካርድን ፓስን።
ምስ (T2C) ንኽትራኸቡ
ን ኣብ Clermont-Ferrand. ዘሎ ናይ ኣውቶቡስ ሓበሬታ ፈሎጥኩም ብቐሊሉ ንምጥቓም
ማሕበር ሞቢልኢኮ ስማዊ ዋ ዋጋ መጓዓዝያታት ን ን ዝጽግሞም ንምሕጋዝ የቕርብ።
ምርካብ እዚ ካርድ ብ10 ዩሮ ዝሓሰረ ኮይኑ ን ኣብ Bourgogne-Franche-Comté. ዝነብሩ ትሕቲ 30 ዓመት ንዘለዉ ሰባት ዝምልተክ እዩ
በዚ ድማ ዝተፈላለዩ ቆጸራታት ከም ንናብ ሕክምናዊ ፣ ምምሕዳራዊ ቆጸራታኩም ፣ ከምእውን ን ዕዳጋ ምኻድ ትርፊ ግዜ ምዝናይ ወዘተ ምስ እትደልዩ ሓገዝ ካብ ምሕታት ይከኣልዩ
ምርኽእብ እቲ ናይ ምንቅስቓስ መድረኽ ሰባት ኣብ ምንቅስቓሶም ርእሰ-ምሕደራ ክህልዎም ይድግፍ።
ምውሓስ ውሑስ ምንቅስቓስ ንምምዕባል ውልቃዊ ውጥን ስራሕ ዝሕግዝን ን ናብራ ዝኸውንን ነገር ምፍላጥ
ንምርካብ መጓዓዝያ ውሰድ፣ ካርታ ኣንቢብኩም ምርዳእ፣ መስመር ኣዳልዉ፣ ኣብ ከተማን ክፍሊን ናብ ቆጸራ ምኻድ
ምኽኣል ምርካብ መጓዓዝያ ንምርካብ ወይ ውላድካ ንኽሕብሕብ ምስ ግዜ ብሕታዊ ደገፍ
ምኽኣል ውልቃዊ ደገፍ ኣብ ናንተስ ተንቀሳቓሲ ክትከውን፣ መኪና ወይ ስኩተር ክትገዝእ
ኣብ la vallée de la Roya et de la Vésubie, ጎላጉል ሮያን ቬሱቢን ናይ ምንቅስቓስ ደገፍ፣ ናይ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ፣ ናይ መኪና ምትእኽኻብ
መጓዓዝያታት ርኸብ፣ ናይ ፈረንሳ ኮድ ጽርግያ ተማሃር፣ ንኽትዘውር ናጻ ኩን።
ንምኽኣል ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህልን ዜግነትን፡ ሞያዊ ደገፍ፡ ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኤቭሮ
ምውህሃድ ንምኽኣል ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ኣመሓይሽ፣ ከተማ ቦርግ-ኤን-ብሬስ ርኸብ Bourg-en-Bresse,፣ ብቐሊሉ ርክብ ግበሩን ብዝበለጸ
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።
ምኽኣል ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር ከም ነጻ ዘወርቲ ኲንኩም ፣ንፈተና ናይ መምርሒ መኪና (permis B) ንምሕላፍ ምእንቲ ክትክእሉ
ምሕላፍ ኮድን ፍቓድ መዘወሪ መኪናን (ፍቓድ B) ብደገፍ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና።
ምርካብ ተስከርካሪኹም ምዝገባ ምስክር (certificat d’immaton) ንሓድሽ ወይ ቦንዳ ወይ France Titres ወይ Simplimmat ዝተባህለ ተቕዋም፣
ንምዕዳግ መኪና ሓዳስ ወይ ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለት መኪና ምምዝጋባን ውሕስነት ትገብረላን፡ ቴክኒካዊ መርመራታት ምክያድ..
ምርካብ ሓገዝ ሓገዝ መምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ናይ (catégorie B) Pôle emploi ፖለምፕልዋ፣ ነቲ ትምህርቲ ኮነ ን ፈተና ክኸፍልዎ ይኽእሉ እዮም
ምርካብ መምርሒ ፍቓድ መኪና። ድሕሪ ፈተናኹም ብዓወት ምዝዛም እቲ ፍቓድ፡ ብቐጥታ ንምስራሕ ኣብ መርበብ ሓበሬታ France Titres ብኸመይ ከም እትኽእሉ ምፍላጥ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣