ናይ ምዝዋር መኪና ፈተና ንምሕላፍ ናይ ምዝዋር ንምልምማንድ ብነጻ ምዝዋር

ናይ ምዝዋር መኪና ፈተና ንምሕላፍ ናይ ምዝዋር ንምልምማንድ ብነጻ ምዝዋር

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ29 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ ብ ፐርሚት permis Bዝፍለጥ ፈቓድ ፣ ኣብ ፈረንሳ ን ዕብይ ዝበለት መኪና ማለት camionnette ከዘውረኩም ይኽእል እዩ ብ ሕጊ ፈረንሳ። ነዚ ንምግባር ክልተ ፈተና ክትሐልፉ ኣለኩም።ንሱ ድማ ፈተና ናኡ théorique (ወይ "Code de la route" ናይ መንገዲ ሕጊ ) et ከምኡ እውን pratique ብተግባር ምዝዋር ዘጠቓልል እዩ።

እቲ ሓደ ፈተና ናይCode ከም "candidat libre" (ናብ ትምህርቲ መዘወሪ መኪና ከይከድኩም) ብፍላት ነቲ ትምህርቲ ዝኸውን መኽፈሊ እንተደኣ ዘይብምኩም ኮይኑ። . ስለዚ ብ ገዛእ ርእስኹም ክትሓልፍዎ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ከመይ ከም እትገብርዎ ኣብ ናይ ፍረንች ኣንፎ ሓበሬታ ተወከሱ

>> Voir la fiche Réfugiés.info : "Passer le permis de conduire avec une auto-école"

i ምስላጡ ኣገዳሲ!

እንተደኣ ኣብ ሃገርኩም ወይኣብ ካልእ ሃገር፣ነይ መምርሒ ፍቓድ ሃልይኩም። ክትቅይርዎ ትኽእሉ ኢኹም። ብዘይ ፈተና፣ እኝተኾነ እዚ ንኹሉአን ሃገራት ኣይኮነን ዝምልከት፣ ነዚ ንምጽራይ ድማ ኣብዚ ኣቲኹም ተወከሱ dans cette fiche sur l’échange du permis de conduire.

እንተደኣ ፐርሚ B ክትረኽቡ ደሊኹም፣እሞ ን በይንኹም ክትዝውሩ ደሊኹም፣ ዕድሜኹም 18 ን ልዕሊኡን ክኸውን ኣለዎ። ንኽትመሃሩ እኮ ካብ 16 ዓመትኩም (ou 15 እውን ይከኣል እዩ፣ እንተደኣ ኣፋፍኖትን ልምዲን ኣፍልጦን ናይ ምዝዋር ሃሊኩም).

እቲ ፐርሚ B ን መኻይን ንብደተን ትሕቲ 3,5 ቶን ክሳብ 9 ኮፍ መበሊ ዘለዋ ከዘውረኩም ይኽእል እዩ። እዚ መምርሒ እዚ ድማ እዩ ን መኻይን 2 ወይ 3 ተሽከርከርቲ (ሞቶር ፣ ስኩተርን እውን) ብ ዘይ ዝኾነ ኩነት ከዘውረኩም ይኽእል።.

እዚ ሓበሬታ እዚ ድማ፣ ብ ከመይ ፈተና ከም እትዳለዉ፣ ማለት በይንኹም፣ ንፈተና (ኮድን+ ምዝዋርን) ብገዛእ ርእስኹም በቲ candidat libre. ዝፍለጥ መስርሕ ንምሕላፍ ክሕግዘኩም እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 15 ዕድመ
ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 15 ዕድመ

ብኸመይ ይኸውን

1

ገለ ገለ ነገራት ምስ ኣጻርዩ እሞ፣ ኣብ ኦን ላይን ቁጽሪ ናይ NEPH ሕተቱ

ግበኣኩም መዝገባን ፈተናን፣ ምድላዋትን ኣጻፍፉ (እቲ ዝግባእ ዕድሜ ምስ በጻሕኩም ) :

  • ናይ l’ASSR 2 ወይ እውን l’ASR መለለዪ ምሓዝ ይግብኣኩም፣ ፣ እንተደኣ መምርሒ ፈቓድ ምውጻእ ፈለማኹም ኮይኑን ፣ እንተድኣ ድሕሪ 1988 ዝተወለድኩም ኴንኩም
  • ናይ ሕክምና ኩነታት ዝምስክር ወረቐት ክህልወኩም ይግባእ " ከከም እቲ ጠለብ ናይ መምርሒ" እንተደኣ ኩነታት ናይ ሕማም ወይ ኣካል ጉድለት ሃልይኩም ኮይኑ፣ ንምርግጋጽ።
  • እንተደኣ ኣብ ኤውሮጳዊ ኴንኩም፣ምስ ውልቃዊ ወይ/ እንተላይ 6 ወርሒን ልዕሊኡን ዝከውን ናይ ስራሕ ፍቓድ ኣብ ፈረንሳ ምህላው። እንተደኣ ኣብ ኤውሮጳ ዘይኮንኩም፣ እሞ ኣብ ፈረንሳ ትነብሩ እንተኾንኩም እንተወሓደ ን 6 ኣዋርሕ ፣ዝተቐመጥኩምን ፣ ናይ መንበሪ ካርድ ማለት ካርድ ሰጁኽ ክህልወኩም ይግባእ።

ክፍለጥ ዘለዎ ASR ( attestation de sécurité routière) ዝበሃል ሓደ ሓጸርቲን ቀለልቲን 20 ሕቶታታ ብሓፈሻ ኣፍልጦ ናይ ድሕነት ኣፍልጦኹም ዝሕብር፣ ሰርትፍኬት እዩ። መንእሰያት ተመሃሮ ናይ 3eme ንኽሓልፍዎ ግዴታ ስለ ዘለዎም፣ ምስ ሓለፍዎ ፣ ዝብል ሰርትፍኬት ይወሃቡ እዮም።

እንተደኣ ነዚ ኩነታት እተማልኡ ኴይንኩም፣ ሓደ ናይ ፋይል ቁጽሪ የድልየኩም ናይ መምርሒ ፍቓድ የድልየኩም እዩ : እንተደኣ ቁጽሪ ናይ(NEPH). ሃልይኩም ጠለብኩም ኣብ ኦንላይን ሳይት ናይ ANTS ኣብዚ ሊክ ጠውቑ
>> Retrouvez en cliquant sur ce lien la démarche à effectuer.

2

ናብቲ ፈተና ናይ ክለሰ-ሓሳብ ወይ théorique (ናይ ኮድ code de la route) ምምዝጋብ

ናብ ናይ ኮድ code : ንኽትሓልፉ ምእንቲ

  • ካብ ደቂ 15 ዓመት፣ ከም ተመራርቲ ናይ ምዝዋር መጠን
  • ካብ ደቆ 16 ድማ ብስሩዕ ትምህርቲ

ብምዃን ንኽትምዝገቡ ክልተ ዕድል ኣለኩም፣

>> ሓደ ፈተና ብ ቐጥታ ኣብ (DDT ወይ DDTM) ን ናይ ቋንቋ ፈተንሳ ተዛረብቲ ንዘይኮንኩም non-fr

እኝተደኣ ፈረንሳ ብግቡእ ዘይትኽእሉ ኲይንኩም፣ , እሞ ኣብዚ ምምሃር ክትሳተፉ ደሊኹም ፣ኣስተርጎምቲ ብ ናይ ኣዴኹም ቋንቋ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢልኩም ። ምእንቲ ኣብቲ ፈተና ንኽትሓልፉ፣ እኝታይ ዓይነት ኣስተርጎምቲ ከም እትጥቀሙ እኝተደሊኹም "assermenté" ዝብል ናይ (voir cette fiche Réfugiés.info). ፍረንችህ ኣንፎ ሓደ ፋይል ተወከሱ፣ ሽዑ ኣብዙ ተወከሱ, contactez la DDT de votre département.

> ኣብ ሓደ መፈተኒ ምእከል ብምምዝጋብ ተፈተኑ.

እንተደኣ ኣስተርጓሚ ዘየድለየኩም ኮይኑ፣ ኣብ ሓደ ብ centre agréé. ዝፍለጥ ተመዝገቡ፣ ኣብ ዝኾነ ናትኩም ምርጫ ብምኻድ፣ ሓደ parmi les 5 agréés, ብምርካብ ተመዝገቡ፣ en vous i

ኣብዚ ዝስዕብ ብምኻድ ደሊኹም ተመዝገቡ

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! :እጢ መመዝገቢ 30 €. ዩሮ ኮይኑ፣ እንተደኣ ነቲ ፈተና ከብ ምሕላፍ ወዲእኩም፣ መሊስኩም ነቲ ክፍሊት ክትደግምዎ ኣለኩም እቲ ክፍሊት ኣብ ወብሳይት ናይ ኢንተርኔት ናይ agréé. ርኸብዎ

እቲ ዝተመዝገብኩምሉ ቦታ ናይ ፈተና፣ ኣቢሉ ድማ ናይ ዝኸፈልኩምሉ ቅብሊት ክስደድደልኩም እዩ

ቅድሚ ፈተና ምጅማርኩም ፣ መረጋገጺ ወረቐት ናይ ኮድ ምሕላፍሉም ዘረጋግጽ፣ ከምኡ እውን ናይ መንንነት ካርድኹምን፣ (ወይ ናይ 2 ዓመት ንላዕሊ ናይ ምጽናሕ ዕለት ኤክስፓየር ዘይብሉ).

3

ኮድ ናይ መገዲ ንምምርሒ ፍቃድ (እቲ ናይ ክልሰሓሳብ ) ተመሃሩ

ምሕላፍ ናይ ኮድ፣ ግዴታ እዩ። ምእንቲ ናይ ፈተና ምዝዋር ልምምድ ክትሓልፉ፣ ን 40 ዝተፈላለዩ ሕቶታት (ን ኣብነት ፣ : ናይ ኣተዓሻሽጋ ወይ ኣብ ፓርክ ኣገባብራ፣ ምልክታት፣ ኣብ መገዲ ከተለልዮም ዘኮካ ናይ ድሕነት ነገራት …). ወዘተ ዝምልከቱ ምስ ተሓተትኩም ፣ እኝተወሓደ ካብኦም 35 ዝኾኑ ክትምልሱ ይግበኣኩም ነቲ ፈተና ን ኽትሓልፉ።

  • ናብኡ ንምስታፍ ዘኽእለኩም ቦታ ንምግዛእ፣ code ኣብ እልናይን ወይ ኣብ auto-école ክትገዝኡ ኣለኩም፣
  • ከምኡ እውን ፈተና ልምምድ ኣብ s sur le site de la sécurité routière 24 ሕቶታት ብምምላስ ፈትኑ። .
  • La chaîne YouTube Mon auto-école à la maison ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ደረጃታት ናይ መምርሒ ኣብ ኣዚ ተለማመዱ

ድሉዋት ምስ ኮንኩም,፣ ፍተና ንምግባር ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።

ጽቡቅ ዕድል !

4

ምዝዋር ምስ ሰብ ሞኣብ auto-école ወይ l’auto école + un accompagnant ተመሃሩ

እቲ ናይ ምዝዋር ሰዓታት እውን ካብ ሓደ auto-école ክትወስድዎ ትእክእሉ ኢኹም እንተአሊኹም

ከምኡ እው፣ ነቲ ፈተና ማሓደ መቕርብኩም ከም ሓደ candidat libre. መጠን ፣ ከም ተመሳሳሊ ነገር ምስ ናይ ኣሰያንዩ ዘዋራይ፣ እንተኾነ ግን እቲ ዝዘወርኩሞ ርሕቀት ኮነ ከምእ ክተማልእዎ ዘለኩም ነገር ኣሎ፣ እቶም ከተማልእም ዘለኩም ነገራት ድማ።

  • ን በይንኹም ኣይትዝውሩን ኢኹም
  • ኣሰናይኹም ልዕሊ B ዘለዎን ንእንተወሓደ 5 ናይ ምዝዋር ልምዚ ክህልዎን ይግባእ
  • እቲ ዘሰንየኩም ሰብ ሓደ ምስክር ወረቐት ናይ ኣሰናያይ 4 ሰዓታት ኣብ auto-école, ከም ዝፍቀዶ ዝሕብር
  • እታ መኪና ናይ ኣሹራንስ ወረቐት ዘለዋ ክትከውን ይግባእ።
  • ኣብ እቲ ድሕሪት ናይታ መኪና "A" (=Apprenti ተለማማዲ), ዝብል ክጥቓዓ ኣለዎ። ምእንቲ እቶም ካልኦት ሰባት ኣብ ልምምድ ከም ዘለኹም ንኽፈልጡ።
  • ኣብ ቅድሚ እታ መኪና፣ ናይ መምሃሪ መጽሓፍኩም ክትሕዙንወይ እውን et ናይ መምርሒ ፍቓድ ዝተመዝገብኩምሉ ክህልወኩም ይግባእ፣ (ምናልባት ኮንትሮለር እንተኣጋጠምኹም).

i ክፍለጥ ዘለዎ! :ኣይትረስዕዎ ፣ እቲ ናይ ተግባራዊ ልምምድ፣ ድሕሪ ኮድ ምሕላፍኩም ኣብ ውሽጢ 5 ዓመታት ክትገብርዎ ከም ዘለኩም።

እቲ ናይ መመርሒ ፍቓድኩም ብ ኣውቶማቲክን ማንዋልን ክትሓልፍዎ ትኽእሉ ኢኹም።

. i ንምፍላጡ ዘገድስ፣! :ካብ ፍጥነት ናይ ኣውቶማቲክ ንልዝዋር፣ ናይ እንተወሓደ ናይ 13 ሰዓታት ስልተናን ምዝዋር ትግባእ ፣ ብናይ ,“manuelle” ፍቓድኩም ን ኣውቶማቲክ ክትዝውሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም።

5

ናይ ተግባር ፈተና ንምምዝጋብ

ሓንሳብ ነቲ ናይ ኮድ ፈተና ሓሊፍኩም ፣ወረቐትኩም ምስ ሓዝኩምን ፣ ድሉዋት ምስ ኮንኩምን፣ ናይ ምዝዋር ፈታን ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም። .

  • ነበርቲ ኣብ እዞም ወይ ክልልላት እትነበሩ ምስ ትኾኑ፣ ኢን Ain, ኣየኽ Allier, ኣልፕ ማሪቲምAlpes-Maritimes, ኣልፕ ህትይ ፕረቫንቸAlpes-de-Haute-Provence, ኣር ዴሽArdèche,ኣኸጅ Ariège, ኦድAude, እቨይሮንAveyron, ቡሽ ደ ሮንBouche-du-Rhône, ሰንትራል ኮሬዝ Cantal, ኮሬዝ Corrèze, ግረውዝCreuse, ድሮምDrôme, ራግድGard, ገርስGers, ጂሮንGironde, ሁትኣልፕHautes-Alpes, ሁት ገሮንHaute-Garonne, ሁት ልዋርHaute-loire,ሁተስ ይይረኔ Hautes-Pyrénées, ሑት ሳቭዋHaute-Savoie, ሁት ቬን Haute-Vienne, ሀራኡልት Hérault, ኢሰርIsère,ላንደስ Landes, ልዋርLoire, ልትትLot, ሎት አን ጋረነLot-et-Garonne, ሎረርLozère,ጱይደ ዶም Puy-de-Dôme, ፕይረንነስ እትላንቱክPyrénées-Atlantiques, ፓይረነ ኦርየንታልPyrénées-Orientales, ርሆነRhône, ሳቮነSavoie,ታርን Tarn, ታርን እን ገሮነTarn-et-Garonne,ቫር Var, ቫኡክሉስVaucluse,
    >> ኣብዚ ናይ ኢንተርኔት ሳይት እዚ ብምኻድ sur la plateforme de la Sécurité Routière RdvPermis ናይ ልምምድ ግዜኹም ምረጹ፣ እንተደኣ ኣውቶኤኮን d'auto-école. ዘይብልኩም ድማ፣ ሓደ ኣካውንት ናይቲ ወብሳይት ክፈቱ።
  • ኣብ ካልኦት ደፓርትመንታት፣ ከከም ናይ ኣከባቢኹም ዘለዉ፣ ሕግታት ብምምላእ ን ኣብ ኣከባኢኹም ዘለዉ ወሃብቲ ትካላት ተወከሱ ከም እኒእዞ ምዝስዕቡ።
    - Soit la Préfecture
    - Soit une Direction départementale en charge des territoires (DDT ou DDTM)

እቲ መዕእልቲ ፈተና፣ , ሓንቲ መኪና ንኹሉ ቕጥዕታት ዘማልአት ክትህልወኩም ኣለዋ፣ እንተደኣ ዘይብልኩም ድማ ክትካረዩ ኣውን ትኽእሉ ኢኹም ንኣብነት።

እቲ ፈተና ንኸባቢ 30 ደቓይቕ ክጸንሕ እዩ። ካብኡ ብውሑዱ 25 ደቓይቕ ክትዝውሩን ከምኡ እውን (ክትዕሽጉን ...) ገለገለ ሕቶታት እውን ክትምልሱ ኢኹም።

ብ ሓደ ነጻ ዝኾነ ኣፈታኒ ወይ ሳልሳይ ኣካል ኢኹም እትፍተኑ፣ ኣብ እታ መኪና ምሳኹም ክድይብ እዩ። እቲ ዝህቦ ነጥቢ ድማ ካብ 31 ዝሕሰብ እዩ።ነቲ ፈተና ንምዕዋት፣ ምእንቲ 20 ንላዕሊል ምምዝጋብን፣ ዘውድቐኩም ጌጋ ምስ ዘይ ትገብሩን (ን ኣብነት : ኣብ ቀጻሊ መስመር እንከለኹም ብሃንደበት ፍሬኖ ምሓዝ፣ ብጸጋም ሸነኽ እንተኼድኩም፣ እንተድኣ ነቲ stop ዝብል ዘየኽብቢርኩሞ...).

i ክፍለጥ ዘለዎ ! እቲ እትሓልፍዎ ፈተና ብ ኣስተርጎምቲ ክኸውን ኣይክእልን እዩ ፣ን ቋንቋ ፈረንሳ ዘይዛረቡ ሰባት ዝኸውን ኣገልግሎት የብልናን፣ ስለዚ እቲ ልክዕ ዝኾነ ቋንቋ ክትመልኩን ነቲ ኣፈታትኒኹም ብግኑእ ክትርድእዎን ኣለኩምን

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

እቲ መልስኹም ወይ ውጽኢትኩም ብ ኦንላይን ምፍላጥ

ውጽኢትኩም ንብፍላጥ ኣብዚ ተውዑ les résultats en ligne sur le site de la Sécurité routière 48 ሰዓታት ድሕሪ ፈተና ።

  • እንተደኣ እቲ ውጽኢት "insuffisant ዘየዕግብ" (ማለት ትሕቲ 20 ነጥብታ ወይ /ሓ ደዓቢ ጌጋ እንተጌርኩም ), መሊስኩም ግዜ ብምውሳድ ካላይ ሻዕ ፈትኑ
  • እንተደኣ t "favorable ተዓዊትኩም " (20 ብውሑድ ነጥብታት ብዘይ ዓቢ ጌጋ ሓሊፍኩም), እንተሓሊፍኩም ፣ እንቋዓነይ! ደውን ሎድ ግበርዎ ነቲ ምስክር ወረቐትኩም ናይ መምርሒ ፍቓድ (CEPC).

i ክፍለጥ ዘለዎ! ምስ ናይ ካድር መንነትኩም። እዚ ወረቐት ምስክር እዚ ን 4ኣዋርሕ ካብ እዋን መርመታ ከዘውረኩም ይክልእ እዩ

ናይ መምርሒ ካርድ ንኽስረሓልኩም ሕተቱ

ኣብዚ እንተርኔት ሳይ እዚ sur le site de l’ANTS ብምኻድ pካርድ ንኽስርሓልኩም ሕተቱ፣ ኣብኡ ዘሎ መስርሕ ብምኽታል።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
112 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible