Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኣብ ከተማኹም ብከመይ ከም እትዘሩ

ምስ ምስ Français pour la mobilité - Code de la rue

ኣዳላዊ CFP Presqu'île ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ን ከተማኹምን ብእግርን ብመጓዓዝያን ብ ኸመይ ከመይ ከም እትዛወሩ ንምፍላጥ ንኣስታት 3 ወርሒ ዝጸንሕ ስልጠና ኮይኑ ኣብ እዚ ዝስዕብ ድማ የተኩር ።

ኣብ ሰሙን ን4 ፍርቂ መዓልታት፡ዝጸልሕ

  • ኣብ ከተማኹም ክፍልታትን ኣገደስቲ ቦታታት ምልላይ
  • ኣጠቓቕማ ቃላት መጓዓዝያን ከተማን ምፍላጥ
  • ከምኡውን መጓዓዝያ ውሰድ፣ ካርታ ተጠቐምኩም ምጉዓዝ ምኽኣል
  • መገሻ ምውዳብ ወዘተ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ቀንዲ ጎደናታት፡ ኣገልግሎታት፡ ኣገደስቲ ቦታታት ኣበይ ከምዘለዉ ፍለጥ
  • ውጥንን ካርታን ኣንብብ
  • መስመራት ኣውቶቡስ ፍለጥ፣ ባቡር...ወዘተ
  • ኣንፈት ከመይ ጌርኩም ከም እትሓትቱ ምፍላጥ።

  • ናይ መጓዓዝያ ምጥቃም (Ycéo, Naolib, Naolib Vélo, SNCF, Blablacar, Marguerite) ወዘተ
  • ናብ ካልእ ከተማ ንምኻድ ናይ መጓዓዝያ ኣማራጺታት ፍለጥ እሞ እታ ዝበለጸት ክትመርጽ
  • ኣብ ሰዓቱ ንምብጻሕ መስመር ኣዳልዉ።

  • ምፍላጥ ዝተፈላለዩ ምዝገባታትን ናይ መጓዓዝያ ካርድታትን
  • ንመጓዓዝያ ንምኽፋል ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ ዝግብኣኩም እንተኮይኑ ምፍላጥ።

ከመይ ንገብሮ?

እቲ ዝድግፈካ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ OFII ወይ Mission Locale référent ፣ France Travail conseiller (ናይ ቀደም Pôle emploi) ወዘተ) ce document መሊኡ ብኢመይል ናብ: code.rue@cfp-presquile.com ምስዳድ ይከኣል ።

ብድሕሪኡ ኣብ ናይ ሓበሬታ ኣኼባን ቃለ መሕትትን ክትሳተፍ ዕድመ ይመጸካ።

ምፍላጥ ዘገድስ
እዚ ስልጠና ኣብ ቅድስቲ ናዛርን ቅድስቲ ሄርብላንን ዝዳሎ እዩ።
እቲ መደብን ዕለታትን ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ኣሎ።

Lieu d'accueil

6 Rue de l'Étoile du Matin, 44600 Saint-Nazaire, France

0240881940

code.rue@cfp-presquile.com

319 Rte de Vannes, 44800 Saint-Herblain, France

0240881940

code.rue@cfp-presquile.com

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • cfppresquileኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • chiltonተርጓሚ/ሚት
  • jmath57ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles