Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናይ መጓዓዝየ ጸገም ፣ መፍትሒ ንምርካብ

ምስ ምስ  Mobil'eco

ኣዳላዊ Mobil'éco ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 jours


ማሕበርና፣ ማሕበር ሞቢል'ኤኮ Mobil'éco ብናጻ ክትዛወሩ ምእንቲ ክትክእሉ መፍትሒታት ንምርካብ ዝሕግዘካ ብሕታዊ ደገፍ ይህበካ።

እዚ ማለት ንኣብነት፡ ምስ ስራሕካ ዚተሓሓዝ መገሻኻ መኪና፡ ስኩተር ወይ ብሽክለታ ክትካረ ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ ብጠለብ
  • ብኤሌክትሪክ ዝሕገዛ ብሽክለታን ስኩተርን
  • ተርማልን ኤሌክትሪክን ስኩተር ክራይ
  • መኪና ክራይ (ኣውቶማቲክ ትራንስሚሽን ዘለወን ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ መካይን ዘጠቓለለ)
  • ምኻኣል ናብቲ ናይ ምትሕግጋዝ ጋራጅ ምእታው
  • ከምኡውን Auto-école ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና።

ሓደ ኣማኻሪ ነቲ ዝረኽበካ ሓገዝ ክገልጸልካ ይኽእል እዩ፤

  • ምፍልጥ ሓፈሻዊ ዋጋ
  • ምርካብ ናይ ፍቓድ መመርሒ መኪና ሓገዝ
  • ንሓንቲ መኪና ንምዕዳግ / ንምጽጋን ዝግበር ሓገዝ
  • ከምኡውን ምርካብ ሐገዝ ናይ ናይ ምትሕግጋዝ ክራይ።

  • ምእንቲ ኣብ ከተማኹም ኣብ ከተማኹም፡ ፡ ዞባኹምን ን መገድኹም ከመይ ከም እትረክብ ምፍላጥ ወዘተ ...
  • ምኻኣል ብህዝባዊ መጓዓዝያ ምዝዋር
  • ምምሃር ብዲጂታል መንገዲ መንገድኻ ክትረክብ ተማሃር
  • ምድላው ነቲ ኮድን ፍቓድ ምዝዋር መኪናን ንምሕላፍ ምእኝቲ ክትክእሉ ።

ናይ ባንክ ልቓሕ ክትረክብ እንተዘይክኢልካ ንሓደ ሞያዊ ፕሮጀክት (ከም ምጅማር ንግዲ) ንምምዋል ምኽሪ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፤

  • ምርካብ ናይ ማይክሮ ልቓሕ ሓገዝ
  • ከምኡውን ናይ ፋይናንስ ፋይል ምግባር
  • ባጀትካ ተቖጻጸሮ ምኻኣል ።

ከመይ ንገብሮ?

ንማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወይ ርክብ ሰብ ሚሽን ሎካል ነዚ ደገፍ ክሕብረካ ሕተቶ።

ምፍላጡ ዘገድስ ማሕበራውን ሞያውን ውህደት ዝገብሩ ውልቀሰባት CDD ou en intérim...). ክሰርሑ ንዝደልዩ

Lieu d'accueil

6 rue des Hauts Musats, 89100 Sens

03 86 83 03 58

contact@mobileco89.com

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • majda joualኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • john14ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles