ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፈጺምኩም ኣብ ከተማኹም ንበሩ
ምስ ምስ J'apprends ma ville
ኣዳላዊ Afpa de l'Ain , Léo Lagrange Formation, ADEA, CCAS de Bourg-en-Bresse, Croix Rougeኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምርካብ ንዝተፈላለዩ ደረጃታት ዘለዎ ናይ ደገፍ መደብ፤
- ንኽትእሉ ቋንቋ ፈረንሳ ብልምምድ ኣመሓይሽ
- ንምርካብ ከተማ ቦርግ-ኤን-ብሬስን Bourg-en-Bresse ኣገልግሎታታን
- ምምሃር ምንባርን ኣብ መንበሪ ገዛ ምቕማጥን
- ምፍጻም ውልቃዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት
- ከምኡውን ብከመይ ጌርኩም ከም እትዘውርን ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ናጻ ክትኮኑን ምፍላጥ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
17 Route de Seillon, 01003 Bourg-en-Bresse, France
07 89 42 90 45
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ብቅዓት = ክእለት
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምጉዳል ዋጋ ናይ መጎዓዝያ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
frédéricኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
clutch24ተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
feeተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት