ምውሓስ ንመኪናኹም ዝምልከት መስርሕ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 moisመኪና እንተገዚእካ መድሕን መኪና ክህልወካ ግዴታ እዩ። መኪና ምስ ገዛእኩም ፣ ምውሓስናይ ግድን እዩ።
መድሕን መኪናኹም ከተስዕቦ እትኽእል ንዋታዊ ዕንወት (ዝተበላሸወት መኪና፡ ዝተሰብረ ነገራት ወዘተ)ን ኣካላዊ መጉዳእቲ (ኣብ ገዛእ ርእስኹም ወይ ንኻልኦት ዝበጽሕ መጉዳእቲ)ን ይሽፍን። መድሕን ንስርቂ፣ ባርዕ፣ ንዝተሰብረ መስትያት ወይ መስኮት እውን ክሽፍን ዘጠቓልል ይኽእል ኮይኑ፣ ብተወሳኺ እውን እንተደኣ ዕንወት ኣብ መኢናኹም እንተጋጢሙ ድማ ክሕግዘኩም ይኽእል ።
ውሕስነት ናይ ተሽከርከርትኹም ምህላው ናይ ግድን እዩ
- ንውልቃዊ ወይ ንሞያዊ ኣጠቓቕማ ዝውዕላ መካይን፡ ፍቓድ ዘይብለን መካይን፡ ቫን፡ ትራክተራት፡ ናይ ሕርሻ ማሽነሪታት፡ 2 ወይ 3 ጎማ ዘለወን ሞተር ብሽክለታ ወይ ስኩተር፡ ኳድ ወይ “ሚኒ-ሞተር ብሽክለታ”“mini-motos”
- ናይ ጽዕነት መካይን
- ዝተተሓሓዙ (ተተሓሒዞም)ን ዘይተኣሳሰሩን ተጎታቲ
- ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ብሽክለታታት ልዕሊ 25 ኪ.ሜ ኣብ ሰዓት ፍጥነት ዘለወን
- ስሩዓትን ትሮቲነት ብኤሌክትሪክን ዝጥቀሙ ስኩተር እውን
ኣገዳሲ!
ብዘይ መድሕን ርኡይ ሓደጋታት የጋጥመካ፤
- ክሳብ €3,750 ዝበጽሕ መቕጻዕትን ፍቓድን/ወይ መኪናን ምጥፋእን።
- ሓደጋ እንተኣጋጢምኩም ነቲ ግዳይ ብዙሕ ካሕሳ ክትከፍሉ ኣለኩም።
ዋላ’ውን ብዙሕ ግዜ ዘይትዝውር እንተኾንካ፡ ዋላ’ውን እታ መኪና ኣብ ጋራጅ ወይ መዕረፊ መካይን እንተጸንሐት፡ ዋላ’ውን ታርጋ እንተዘይሃለወ፡ መድሕን ግዴታ ኮይኑ ይቕጽል።

ምፍላጡ ዝገድስ!
ንዝያዳ ሓበሬታን ዝርዝራትን ኣብ Réfugiés.info : ፋይላት ናይ ተወከሱ
- Passer le permis de conduire avec une auto-école
- Passer le permis de conduire en candidat libre
- Demander la fabrication du permis de conduire
- Échanger le permis de conduire
- Acheter une voiture

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት