Panneau de gestion des cookies

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ መኪና ፍቓድ B ምህላው

ምሕታት ፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምህላው መስርሕ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

ናይ ምዝዋር ፍቓድ ፈተና ሓሊፍካ ኣለኻ፤

  • እምበኣርከስ እቲ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ናይ ምዝዋር ፍቓድ ፈተና ምስክር ወረቐት (CEPC) ይህብ፣ እዚ ድማ ካብታ ፈተና ዝተገብረሉ ዕለት ጀሚሩ ን4 ኣዋርሕ ክትዝውር የኽእለካ (ወግዓዊ ሰነድ መንነት ክቐርብ፣ እቲ ካርድ ጻንሖት ንኣብነት)
  • መኣስ እዚ ጥራይ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ን15 ዓመት ዝጸንሕ ፍቓድ መዘወሪ መኪናኹም ንኽቐርብ ክትሓትት ኣለካ።
    ድሕሪኡ፡ ኣብ ኢንተርነት ተሓዳሲ ይኸውን።
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ፍቓድ B ብመልክዕ ክረዲት ካርድ ኮይኑ ን15 ዓመታት ዝጸንሕ እዩ። ድሕሪ እዚ ዕለት ኣብ ኢንተርነት ተሓዳሲ ይኸውን።

ከመይ ንገብሮ?

ብዲጂታላዊ ቅርጺ (PDF) ሓያሎ ሰነዳት የድልዩኻ፤

  • መንነት ሰነድ (መንበሪ ወረቐት፣ ናይ ጉዕዞ ሰነድ)
ትሕቲ 18 ዓመት ምስ ዝኾንካ ናይ ሓደ ካብ ወለድኻ ናይ መንበሪ ፍቓድ ቅዳሕ ክትሰድድ ኣለካ።
  • እቲ ብቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ዝወሃብ ናይ ምዝዋር ፍቓድ ፈተና ምስክር ወረቐት (CEPC)
  • ትሕቲ 6 ወርሒ ዝኾነ ኣድራሻ መርትዖ (ናይ ተሌፎን ሕሳብ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ወይ ጋዝ ሕሳብ፣ ናይ ክራይ ቅብሊት፣ ናይ ገዛ መድሕን ምስክር ወረቐት)
  • L'ASSR2 ou ASR ou une déclaration sur l'honneur en vue de la délivrance d'un premier titre de conduite እንተደኣ ትሕቲ 21 ዓመት ኴይንኩም
  • ኢ-ፎቶ (ዲጂታላዊ ፊርማ ዘለዎ ስእሊ)
ብተወሳኺ ክላሲካል መለለዪ መንነት ስእሊ ክትጥቀምን “ክላሲካል መለለዪ መንነት ስእሊ ኣለኒ” ዝብል ኣማራጺ ክትመርጽን ትኽእል ኢኻ።

ነቲ ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ኣውሪድካ (ደረጃ 2)፡ ክትሕትሞ፡ ክትፍርሞ፡ ከምኡ’ውን ነቲ መደበኛ ስእሊ መለለዪ መንነት ክትለጥፎ ኣለካ። ብድሕሪኡ ኩሉ ብፖስታ ናብቲ ኣብዚ ቅጥዒ ዝተጠቕሰ ኣድራሻ (ዝተኸተለ ደብዳቤ ወይ ዝተመዝገበ ደብዳቤ የለን) ክትሰድድዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ምስቲ ክላሲካል ስእሊ መለለዪ መንነት፡ መስርሕ ሕቶኻ ዝያዳ ግዜ ክወስድ እዩ።

> A lire : les fiches Réfugies.info "Scanner un document" et "Faire et utiliser une e-photo"

ኣብዚ ወብሳይት ምኻድ Réussite à l'examen du permis de conduire :

  • ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ድሮ ኣካውንት እንተሃልዩካ፡ ኣብ... ኣብዚ ብምጥዋቕ"Se connecter" en haut à droite et écrivez vos identifiants
  • si vous n'avez pas de compte, cliquez sur "Se connecter" en haut à droite, puis "Je crée un compte"
  • መኣስ እዚ ጥራይ ፣ እንተደኣ FranceConnect, ትጥቀሙሉ ሕሳብ ሃይልኩም sብኡ ውን ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኹም

>ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect"

Quand vous êtes connecté, appuyez sur :

  1. "Nouvelle demande" ሓድሽ ጠለብ
  2. "Le permis de conduire" ዝብል ብምጥዋቕ ካብኡ ነቲ "Je commence la demande" ጠውቕዎ
  3. Motif de la demande ዝብል ድማ : "Je demande la fabrication d'un titre de permis de conduire" ዝብል ጣውዕዎ
  4. "Personne majeure" ወይ "mineure" ከከም እቲ ዕድሜኹም
  5. "Réussite à l’examen du permis de conduire" ዝብል ምርጫ ኣለኩም
  6. "Non" እንተደኣ ጠለብኩም ናብ permis B ኮይኑ ድማ፣ናብ ዝቕጽል ሕለፉ
  7. ኣብ ናይ ጥዕና ብዝምልከት médicale,ተውቑ "oui" ይግባእ፣ ግን ምናልባት እንተደኣ ኣንጻር እትጥውቕሉ ምኽንያት ማለት እንተደኣ ኩነታት ጥዕናኹም ን ምዝዋር ደረት ዝገብረልኩም ኮይኑ፣ ፍሉይ ሕክምና ምኻድ visite médicale ኣገዳሲ እዩ
  8. "Non" እንተደኣ ጠለብኩም (permis C, permis D…) ኮይኑ
  9. ኣብ መወዳእታ "Étape suivante" ነቲ ንውልቃዊ ሓበሬታ ዝምልከት ምምልእ ሕለፉ

ከምኡ'ውን "Oui" ዝብል ጠውቕ፣ ናብ ዝቕጽል ስጉምቲ ንምኻድ ይከኣል።


ምፍላጡ ዘገድስ!
እንተደኣ እቲ መዲካል l'avis médical à l'étape "pièces justificatives" ዳውንሎም ግበርዎ
እዚ ድማ ድሮ ናይኩም ምሉእ ሓበሬታ ዘለዎ ክኸውን እዩ
እቲ L’avis médical ብ ሓደ ሓኪም ዝተፈረመ ክኸን ይግባእ agréé ዝበሃሉ ነዚ ዝፍርሙ፣ ኣብ ናትክም ፕኩምረፈቱር ዝርከቡሉ ቦታ ኣብዚ ተወከሱ votre préfecture.

ከከም ኩነታትኩም ሰነዳት ክትውስኽ ትኽእሉ ኣለኩም ፤

  1. ኣብ ርእሲ እቲ ፋይል ብምጥዋቕ ነቶም ዝወረዱ ሰነዳት ድርብ ምልክት ግበር
  2. እንተ ተጋጊኻ ወይ ሰነድ እንተ ረሲዕካዮ ነቲ ሓበሬታ ኣዐርዮ፣ ነቲ "ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ስጉምቲ" ዝብል ቁልፊ ተጠቒምካ።
    ኩሉ እቲ ሓበሬታ ምስተረጋገጸ፡ ሕቶኻ ከተረጋግጽን ናይ ተቐማጢ ገንዘብ መረጋገጺ ከተውርድን ትኽእል ኢኻ።

ኩሉ እቲ ሓበሬታ ምስተረጋገጸ፡ ሕቶኻ ከተረጋግጽን ናይ ተቐማጢ ገንዘብ መረጋገጺ ከተውርድን ትኽእል ኢኻ።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 5 ምስ ቴክኒካዊ ጋንታ ፈረንሳ ታይትልስ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም


  • ቁጽሪ ቴለፎን 34 00 (numéro gratuit)
  • ወይ ኣብዚ ብምምላእ formulaire de contact (ኣብ 48 ሰዓታት መልሲ ርከቡ).
ኣገዳሲ ሓበሬታ
ነቲ ሕቶ ብኢንተርነት ከተቕርቡ እንተዘይክኢልኩም፡ ኣብ ክፍልኹም ዲጂታላዊ መቐበሊ ነጥብታት ኣሎ። ኣብቲ ቦታ ኢንተርነት ዘለዋ ኮምፒተር ክትጥቀምን points d’accueil numériques ካብ ሰብ ሞያ ሓገዝ ክትሓትትን ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣገዳሲ ደረጃ መስርሕ ሕቶኹም ፡ ኢመይልን መልእኽትን (ኣብ እትምዝገቡሉ እዋን ቁጽሪ ተሌፎንኩም እንተሂብኩም) ክመጸኩም እዩ።

ንዝርዝር ሓበሬታ ኣብ le site France Titres (anciennement ANTS). ውልቃዊ ኣካውንትኩም ኣቲኹም .

ናብ “"Mon Espace Conducteur" ብምኻድ “ "Mes Demandes en cours". ዝብል ጠውቕ ።

እቶም ዝተፈላለዩ ደረጃታት ኣብዚ iciተገሊጾም ኣለዉ።


ምፍላጡ ዘገድስ
ፍቓድካ ንምርካብ ዝወስዶ ማእከላይ ግዜ ኣስታት ሓደ ወርሒ እዩ።
ፍቓድ ምዝዋር መኪናኹም ብላ ፖስት ብቐጥታ ናብ ገዛኹም ክትረኽቡ ኢኹም።
ፍቓድካ ክትቅበል ኣብ እትጽበየሉ እዋን፡ ነቲ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ዝሃበካ ፈተና ናይ ምሕላፍ ምስክር ወረቐት ሒዝካ ብሕጋዊ መንገዲ ክትዝውር ትኽእል ኢኻ።
ፍቓድ መዘወሪ መኪናኻ ተሰሪቑ እንተኾይኑ ፡ ቅድሚ ነቲ ሕቶ ብኢንተርነት ምቕራብካ ፡ ire une déclaration de vol au commissariat ou à la gendarmerie,

ቀጺልካ ሓድሽ ፍቓድ ክትሓትት ኣለካ። ምሉእ መስርሕ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

ኣስተውዕሉ፡ ድሕሪ ምጥፋእ ወይ ስርቂ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምሕዳስ €25 ይኸፍል (ማሕተም ግብሪ ክትገዝኡ ኣለኩም)።

> ንምንባብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ ማሕተም ግብሪ ግዛእ

ምፍላጡ ዘገድስ!
ሓድሽ ፍቓድካ ክትቅበል ኣብ እትጽበየሉ እዋን፡ እቲ ናይ ስርቂ መግለጺ ቅብሊት ካብቲ ዝተኣወጀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 2 ኣዋርሕ ኣብ ፈረንሳ ጥራይ ክትዝውር የኽእለካ ።

ሓድሽ ፍቓድ ክትሓትት ኣለካ። ምሉእ መስርሕ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

ነጻ እዩ፡ ንኢ-ፎቶ ጥራይ ኢኻ ክትከፍል ዘለካ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ምስ ተቐበልካ ነቲ ናይ ቀደም ፍቓድ ከተጥፍኦ ኣለካ (ቆሪጽካ ደርብዮ)።

ሓድሽ ፍቓድ ክትሓትት ኣለኩም። ምሉእ መስርሕ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።

ነጻ እዩ፡ ንኢ-ፎቶ e-photo. ጥራይ ኢኻ ክትከፍል ዘለካ።


ምፍላጡ ዘገድስ!
ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ምስ ተቐበልካዮ ነቲ ኣረጊት ፍቓድ ከተጥፍኦ ኣለካ (ቆሪጽካ ደርብዮ)።

እቲ ዲጂታላዊ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ነቲ ኣካላዊ ፍቓድ ዝትክእ ኣይኮነን፣ እንተኾነ ግን ፍቓድካ ኣብ ሞባይልካ ክህልወካ የኽእለካ፣ ንምፍታሽ ጽርግያ ንምምችቻውን ንኸይትስእኖን።

ኩሎም ዓይነታት ፍቓድ (ሰለስተ ፓነል ሮዛ ወይ ቅርጺ ባንክ ካርድ) ዝሰማምዑ እዮም።

ዲጂታላዊ ፍቓድ ምዝዋር መኪናኻ ንምጥቃም ፡ ናይ ፈረንሳ መንነት ኣካውንት ክህልወካን ኣለዎ ፤

  • ልዕሊ 18 ዓመትምኳን
  • ምእንቲ ድሕሪ 2021 ዝመጸ ሓድሽ መንነት ወረቐት ብመልክዕ ባንክ ካርድ ክህልዎም እዩ።
  • ናይ ቀረባ እዋን Android ou iPhone ኣንድሮይድ ወይ ኣይፎን ስልኪ ምስ NFC ተግባር ዘለዎ ኮይኑ እዚ ድማ ርክብ ዘይብሉ ክፍሊት የኽእል።
    ስልክኻ ትሰማማዕ እንተኾይና ንምፍላጥ ኣብዚ ጠውቕ ።

ዲጂታላዊ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ንምእታው፤

  1. ናይ ፈረንሳ መንነት መተግበሪ ኣውርድ
    Lien de téléchargement App Store (Apple)
    Lien de téléchargement Play Store (Android)
  2. ኣብቲ ናይ ፈረንሳ መንነት መተግበሪ ብ FranceConnect ኣካውንትኩም ፍጠሩ

> ኣንብብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ ምስ FranceConnect ምስ መርበብ ሓበሬታ ምትእስሳር

3. “scan QR code” ብምጥዋቕ ነቲ ሓበሬታ QR code ስካን ንገብሮ

4. እቲ ናይ ምዝዋር ፍቓድ ናብ ስልክኹም ዝኣቱ ኮይኑ፡ መርመራ ኣብ ዝግበረሉ እዋን ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም።


ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ መስርሕ ኣብዚ ብዝርዝር ተገሊጹ ኣሎ ።
ቀንዲ ሕቶታት ብዛዕባ መንነት ፈረንሳ ኣብዚ ኣሎ ፣ ምስ ሓፈሻዊ መልሲ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት