ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 182
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።
ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Dunkerque
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማርን ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ
ምንባር ኣብ ግዝያዊ ናይ ሓባር መንበሪ ገዛ
ምእንቲ ኣብ ብዙሕ ባህልታት ዘለዎ ናይ ሓባር መንበሪ ግዝያዊ መንበሪ ምህላው፣ ዝዓለመ መደብ
ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ማሕበራዊ ምትእስሳር ናይ ደቂ ገዛውቲ ንምድልዳል
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።
ምስራሕ ኣብ መኽዘን logistique
ምእንቲ ኣብ ንሞያዊ ዓለም ብዝበለጸ ንክትፈልጡ ፣ ኣብ ንግዲ ክእለትካ ንምዕባይ ዝሕግዙ ሜላታት ንኽትመሃሩ ዝዓለመ መደብ እዩ።
ምስራሕ ኣብ ከም ኣማኻሪ ዓማዊል ብምዃን
ምርካብ ናይ 3 ወርሒ ስልተና ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ኣማኻሪ ዓማዊል፣ ኣማኻሪ መሸጣ፣ ተንታኒ ዳታ ንምዃን
ምርካብ ስልጠና ን développement web ስልጠና ንምዃን
ሞያ ዌብ ዲቨሎፐር ንምርካብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና (ቴክኒካዊ + ፈረንሳ) ስልጠናን ናይ ምድላው ወብሳይት ዘጠቓለለ ስልተና ይህብ
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስራሕ ምድላይ
ኣብ ዞባ ዳንኬር (Dunkerque) ዲኹም ትነብሩ ? ስራሕ ንምርካብ ትደልዩ ዶ እሞ ኣብ ኣበ ረፉጂ ኣምፕልዋ(AB réfugiés) ተወከሱ።
ብሓገዝ ብተሌፎን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ
ህጹጽ ሓገዝ ንምሕታት ፡ ኣብ ሆስፒታል ቆጸራ ንምሓዝ፡ ነጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ሓገዝ ናይ ኣሰናይነት ኣብ ምርካብ ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና
ምምዝጋብ ን ምርካብ ኣብ ብነጻ፣ብቑዕን ናይ ስራሕ ምስላይ ክእለት እተጥርይሉ ኣሰልጣንነት ክህልውኩም ክገብር ዝክእል ብቅዓት
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ le Nord
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ኣብ ናይ ፈረንሳ ፣ ዓውደ መጽናዕታዊ ኣስተምህሮታት ንምስታፍ
ኣብ እዋን ማሕበረ-ዓውደ መጽናዕቲ ፣ ን ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ፈረንሳ ምልምማድ።
ምድላው ንፈተና ኮድ ጽርግያ ናይ ምዝዋር መኪና
ንኮድ ጽርግያ ንምሕላፍ ኣብ ሰሙን እንተወሓደ 5 ሰዓታት: ቃላት: ሕግታት: ምልክታት: ከምኡውን ምድላው
ምምሃር ብኮሞፑተር እናተጠቐምኩም ዝግበር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ኮምፑተርን ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወትን ስራሕን ዝኸውን ኮርሳት ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት ኣብ ሩባክስ Roubaix
ምርካብ ክንክን ንውላድኩም ስፍራ ኣብ ከምኡውን ፍታሕ ናይ መጓዓዝያ
ምኽኣል ምርካብ መጓዓዝያ ንምርካብ ወይ ውላድካ ንኽሕብሕብ ምስ ግዜ ብሕታዊ ደገፍ
ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ ስልጠና ምውሳድ
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምስታፍ
ምርኻብ ሓገዝ ን ምድላው ናይ ስራሕ መሕተት ክዳውንቲ፡ ንሞያዊ ቆጸራታት ንምድላውን ብቐሊሉ ስራሕ ንምርካብን ዝሕግዙ ምኽርታት
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ