ምስራሕ ኣብ ከም ኣማኻሪ ዓማዊል ብምዃን
ምስ ምስ each One
ኣዳላዊ each One ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ሓደ ስልጠና ነጻን ጥራይ ዘይኮነ ዝኽፈልን ሞያ ኣማኻሪ ዓማዊል ኣብ ጽላት ባንክታት ንምምሃር ፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ቀዋሚ ውዕል ወይ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ውዕል ንምፍራም ዘኽእል እዩ ።
እቲ ስልጠና እዚ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን3 ኣዋርሕ ዝውደብ ኮይኑ።
ክትመሃሩ ኢኹም :
- ንዓማዊል ከከም ኣድማይነቱ ንሕቶታቶም መልሲ ንምሃብን ንሓደስቲተገልገልቲ ምስሓብን ዘጠቓልል ፍልተት ምህላው
- ምኻኣል ምስ ድሌታት ዓማዊል ዝተመጣጠነ ፋይናንሳውን መድሕንን ፍርያት ምሻጥ
- ብ ቴለፎን ናይ ፋይናንስ ፍታሕ ንምቕራብ ምስ ዓማዊል ብተሌፎን ምምይያጥ።
- ጥርዓናትን ዘይምርድዳእን ኣተሓሒዙ ናብቲ ብቑዕ ኣገልግሎት ከም ዘቕንዕ ምግባር
- ን ዓማዊል ንሕቶታቶም መልሲ ብምሃብን ስሩዕ ርክብ ብምግባርን ተኣማንነት ዓማዊል ምህናጽ ምኽኣል ወዘተ።
ኣሀዳሲ ሓበሬታ
ነዚ መመልከቲ ንምቕራብ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነጋርት፤
- ኣብ ፈረንሳ ክትሰርሕ ፍቓድ ዝህበካ መንበሪ ፍቓድ ምህልው
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊቡ (ወይ ኣብ መስርሕ ምዝገባ)
- ካብ ምጅማር ስልጠና ሙሉእ ግዜ ድሉው ክኸውን
- ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳዊ B1 ፣ ኣፋውን ጽሑፋውን
- Bac + 2 ዝተሓተ
- ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻla reconnaissance de votre diplôme étranger ኣፍልጦ ምሃብ ኣብ ገሊኡ ኣጋጣሚታት።
ኣብ ዓመት ሓያሎ ናይ ስልጠና ኮርሳት ኣለዉ፣ ኣብ ሓያሎ ዓውድታት (ምክፍፋል፣ መጓዓዝያ፣ ጥዕና፣ ባንክ ወዘተ) ከምኡ’ውን ኣብ ሓያሎ ከተማታት (ፓሪስ፣ ሊዮን፣ ቦርዶ፣ ማርሴ፣ ሊል ወዘተ) ። እቲ መደብ ኣብዚ ኣሎ .
ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ ስልጠና፡ ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ቀዋሚ፡ ንውሱን ግዜ ወይ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ውዕል ናይ ምፍራም ተኽእሎ ኣሎኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
eachoneተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kaisተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት