ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Dunkerque
ምስ ምስ DU Passerelle / Université du Littoral Côte d'Opale
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université du Littoral Côte d'Opaleኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረልPasserelle (DU) ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልቦ ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእል መደብ እዩ።
እዚ ስልጠና እዚ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣
- ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...ወዘተ
እቲ ስልጠና እቲ ሓደ ዓመተ ትምህርቲ ዝጸንሕ ኮይኑ ፡ ካብ መስከረም ክሳብ መወዳእታ ግንቦት እዩ።
በዚ መሰረት ኣብ ዓመት ካብ 474 ሰዓታት ክሳብ 520 ሰዓታት ትምህርቲ ይህብ ።
በዚ መሰረት ኣብ ዓመት ካብ 474 ሰዓታት ክሳብ 520 ሰዓታት ትምህርቲ ይህብ ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱ ሊቶራል ኮት ዲ ኦፓል ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
du_ulcoተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት