ብሓገዝ ብተሌፎን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ
ምስ ምስ L'Equipe d'Urgence Internationale
ኣዳላዊ EUI - Equipe d'Urgence Internationale (EUI-IEMT) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansንህጹጽ ሕክምናዊ ሓገዝ ዝኸውን ቁጽሪ ተሌፎን።
ኣብ ዋትስኣፕ፣ ቫይበር፣ ሲግናል፣ ቴሌግራም ብኹሉ ቋንቋታት ሓገዝ ምርካብ ይከኣል እዩ።
ጽቡቕ ምፍላጥ !
:ቁጽሪ ተሌፎን ኣብ ነፍሲ ዞባታት ፈረንሳ ዝተፈላለየ እዩ (ኣብ ታሕቲ ርአ)።
ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ምሕታት ትኽሉ ኢኹም :
- ሕክምናዊ ምክትታል ምግባር
- ብነርስ ዝግበር ክትትል ንምርካብ
- ናይ ሕክምና ቆጸራ ንምሓዝ ይሕግዝ።
ኣብቲ ናይ ሕክምና ጉጅለ፡ ሓያሎ ነርስታት፡ ሓካይም፡ ቀዳማይ ረድኤት፡ ክኢላታት ከም ሓካይም ማህጸን፡ መሕረስቲ፡ ሓካይም ልቢ፡ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ ወዘተ ...
ጽቡቕ ምፍላጥ :
እዚ ቁጽሪ እዚ ንናይ መንግስቲ ህጹጽ ኣገልግሎት (መጥፋእቲ ሓዊ፣ ሳሙ ወዘተ) ከምዘይትክእ ኣስተውዕሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ologተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
sly54ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
ashተርጓሚ/ሚት
lou g.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት