Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምስታፍ

ምስ ምስ Les ateliers "Coup de pouce"

ኣዳላዊ La Cravate Solidaire Lille ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እንተደኣ ኣብ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ከመይ ጌርካ ከም እተቕርቡ ኲይንኩም ነዚ ንምፍላጥ ዘድሊ ምቅርራብ ምፍላጥን 2 ሰዓት ዝኸውን ምቅርራብ ምክያድ
ምስ ፥

  • ንምርካብ ኣብቲ ቃለ መሕትት ንኽትዕወት ዝሕግዙ መብርሂታት
  • ኣቃውማኹም ንምትዕርራይ ምስ ወለንተኛታት ምኽሪ ምርካብ
  • ምህላው ክዳውንቲ ናይ ምምራጽን ምዕቃብን ክእለት።
  • ከምኡውን ኣድላዪ እንተኾይኑ ፕሮፌሽናል ፎቶ ምውሳድ።
ቃለ መሕትት ስራሕ ማለት ኣብ መንጎ ሓደ ኣስራሒ (ኩባንያ፡ ማሕበር ወዘተ)ን ሕጹይን ተወዳደርቲ ነቲ ስራሕ ክረኽቦ ይኽእል ድዩ ኣይክእልን ንምፍታሽ ዝግበር ቀጸራ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ዓውደ መጽናዕትታ ንዓኹም ዝምጭኡ፤

  • ንዝሕተቱ ሕቶታት ንነብስኹም ኣዳልዋ ይሓይሽ
  • ዘረባኹም ኣካላዊ ምንቅስቓስን ብኸመይ ከም እተመዓራረዮ ምፍላጥ
  • ምፍላጥማሕበራዊ ኮዳት ፍለጥ
  • ኣብ ቃለ መሕተት ተዓዊትኩም ናይ ምቑጻር ዕድል ምዕባይ።

ኣብ ኩነታትኩም ተመርኲስ ብሕታዊ ምኽሪ ትረክቡ ምኽኣል።

ምፍላጡ ዘገድስ ቃለ መሕትት ዘካይዱን ክሕግዙ ዘለዉን ሰብ ሞያ ክትረኽቡ ኢኹም።

ምፍላጥ ቃለ መሕትት ከመይ ከም ዝኸይድ ፡ ንነብስኻ ናብ ኣስራሒ ንምቕራብ ውጥረት ክውሕድ ምኽኣል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

እኝተዘገድሰኩም ኮይኑብ 06 44 76 10 88 ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም ፡ ዕለት፡ ሰዓትን ቦታን ኣኼባ (ሊል ወይ ሩባክስ) ክወሃበኩም እዩ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • la cravate solidaire lilleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • lyna_aimተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles