ምርካብ ደገፍ ኣብ ስራሕ ምርካብ
ምስ ምስ le Projet Mercure
ኣዳላዊ Anywr ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому
ፕሮጀክት መርከር ኣብ ሃውትስ ደ ፍራንስ ዝነብሩ ስደተኛታት ናብ ሞያዊ ህይወት ንኽኣትዉ ይሕግዝ።እቲ መደብ ከምዚ ዝስዕብ ይህብ
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ውልቃዊ ምድላው
- ፕሮፌሽናል ኮርስ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት
- ኮምፒተር ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ንምፍላጥ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት
- ምትእስሳርን ምምሃርን ዝፈጥሩ ንጥፈታት (Marcure Community)
እዚ መደብ እዚ ንስራሕ ወይ ስልጠና ንዝደልዩ ሰባት ዝዓለመ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ መደብ እዚ ንስራሕ ወይ ስልጠና ንዝደልዩ ሰባት ዝዓለመ እዩ።
እዚ መደብ እዚ ንስራሕ ወይ ስልጠና ንዝደልዩ ሰባት ዝዓለመ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
alex_rfተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
audrey56ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
hannahተርጓሚ/ሚት
projet mercure (anywr)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesተርጓሚ/ሚት