ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ምስ ምስ IntégraPsy
ኣዳላዊ Intégrapsy ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansንዘድልዮም ሰባት ናይ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን ንምሃብ ዝገሹ ሰብ ሞያ ዝሓቖፈት ጉጅለ እያ።
እዚ ሓገዝ ንዓበይቲ፡ ሓተትቲ ዑቕባ ወይ ሓደስቲ ዝመጹ ስደተኛታት ዝተሓዝአ እዩ።
ጽቡቕ ምፍላጥ !
ጉጅለ ኢንተግራፕሳይ ብቐጥታ ናብቲ ዝምልከቶም ሰባት ዝነብሩሉ መቐበሊ ኣጋይሽ (ማእከላት መንበሪ፣ ገዛውቲ ወዘተ) እናተንቀሳቐሰ ይሰርሕ።
እቲ ጉጅለ ብናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላታት፡ ሞያውያን ኣማኸርቲ ውህደትን ኣምባሳደራት ውህደትን (ቋንቋኻ ዝዛረብ ሰብ) ዝቖመ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marissaተርጓሚ/ሚት
yoan pouzetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት