Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ናይ ፈረንሳ ፣ ዓውደ መጽናዕታዊ ኣስተምህሮታት ንምስታፍ

ምስ ኣብ Grdr

ኣዳላዊ Grdr - Migrations - Citoyenneté - Solidarités ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ን ዝተፈላለያ ደቂ ኣንስትዮ ፣ብቋንቋ ፈረንሳ ንዘተን መግለጺን ዝኸውን ኣገባብ ነጻ ዓውደ መጽናዕትታት ኣጋጣሚ እዩ ።

ንሕና ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ብሓባር ብምመሃር፣ ብዛዕባ መሰላትን መዓልታዊ ህይወት ፈረንሳን ዝተኣሳሰሩ ዛዕባታት ንላዘብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ብምዝርራብ ኣብ ኣፋውን ጽሑፋውን ፈረንሳ ንምምሕያሽ ይከኣል።

  • መሰል ደቂ ኣንስትዮ
  • ማሕበራዊ መሰላት፡ መንበሪ ገዛ፡ ጡረታ፡ ስንክልና...
  • ሲቪላዊ መሰላት፡ መሰል ምድማጽን ካልእን...

ኣገልግሎታትን ማሕበራትን እታ ከተማ ብሓባር ንምርካብ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ኢመይል ፡ contact.women.migrations@grdr.org
  • ቴሌፎን ፡ 06 40 52 28 37

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • audrey56ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • hannahተርጓሚ/ሚት
  • juliette loezኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles