ምርካብ ስልጠና ን développement web ስልጠና ንምዃን
ምስ ምስ la Prépa web Refugeeks² ምስ ዝተባህለ ትካል
ኣዳላዊ Simplon.co ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 moisla Prépa web Refugeeks² 9 ሰሙን ዝጸንሕ (294 ሰዓታት) ስልጠና ኮይኑ፡ ዕላማኡ ድማ፤
- ነቲ ወብ ደቨሎፐድ ሞያ ምልልሳይ : ከመይ ጌርካ ዌብሳይት ብመሰረታዊ መንገዲ ትሰርሕ ተማሃር፣ ብዘይ ፕሮግራሚንግ ላንጋዋጅ
- ንሞያዊ ፕሮጀክት ተዓጂብካ ምኻድ: ከመይ ጌርካ ዌብ ዲቨሎፐር ትኸውንን ኣብ ዲጂታላዊ ጽላት ስራሕ ትረክብን።
- ምዕባለ ኣብ ኣፋውን ጽሑፋውን ፈረንሳ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን ሓደ መዓልትን ፈረቓን።
ኣብ Gronoble 22 ግንቦት ክሳብ 21 ሓምለ 2023 ዝወሃብ ስልጠና
ጽቡቕ ዘገድስ!
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ረባሒ ናይ ዑቕባ (ስደተኛ፣ ዝተፈላልየ ዑቕባ ዘለዎን) መንበሪ ፍቓድ ዘለዎን ክኸውን
- ኣብ Pôle Emploi ምምዝገብ
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም
- ዝተሓተ ደረጃ B1 ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ኣለዎ።
- ብኮምፒተር ኣብ ጽላት ምምዕባ ሓበሬታ ንምስራሕ ዝፈቱ ክኸውን ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ኮምፒተር ንምምሃር ስልጠና ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
christine hተርጓሚ/ሚት